ምምሃር ንስራሕ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Cours de français professionnel
ኣዳላዊ Espaces Formation ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 місяці томуእዚ ሰዓት ስልጠና 150 ሰዓታት ስልጠና ንኣብ እዚ ዝስዕብ ነገር ይውስኽ፤
- ንምኽኣል ብ ቋንቋ ፈረንሳ፡ ብኣፍን ብጽሑፍን ብዝበለጸ ምዝርራብ
- ምርኽኻብ ሕግታትን ልምድታትን ሞያዊ ዓለም ምርዳእ እዩ።
- ናጻ ምዃን ኣብ መዓልታዊ ህይወት ዝኸውን
- ናይ ስራሕ ወይ ስልጠና ፕሮጀክት ምህናጽ ።
ንምስታፍ ግድን ክህሉ ዘለዎ፤
- እንተደኣ ተጠቀምቲ ናይቲ ንጡፍ ምትሕግጋዝ እቶት (RSA) ክኸውን ስለ ዘለዉ
- ምፍራም ወይ ድማ ቅድሚ 5 ዓመት ኣብ ዘይመልእ ግዜ ምስ OFII ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) ፈሪሞም
- ወይ ድማ ኣብ ቀዳምነት ዝወሃቦ ከባቢ እታ ከተማ ዝነብሩ።
- እንተደኣ ተጠቀምቲ ናይቲ ንጡፍ ምትሕግጋዝ እቶት (RSA) ክኸውን ስለ ዘለዉ
- ምፍራም ወይ ድማ ቅድሚ 5 ዓመት ኣብ ዘይመልእ ግዜ ምስ OFII ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) ፈሪሞም
- ወይ ድማ ኣብ ቀዳምነት ዝወሃቦ ከባቢ እታ ከተማ ዝነብሩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
1, rue de la Petite Reine, 44100 Nantes, France
02 40 94 99 52
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ስራሕ
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
myriam-espaces formationኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
laimaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nouተርጓሚ/ሚት
hadjer loumaniተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት