ምስ Ateliers "Français vers la formation" - ምርካብ ስልጠና ወይ ስራሕ ንምርካብ ዝሕግዝ ቋንቋ ፈረንሳ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ስልጠና ወይ ስራሕ ንምርካብ ዝሕግዝ ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ Ateliers "Français vers la formation"

ኣዳላዊ BABEL44 ኣቐድዲሙ ዝነበረ місяць тому

ን 4 ወርሒ ዝጸንሕ ስልጠና ኮርስ ን ምክትታል ንምኽኣል ፤

  • ምእንቲ መዓልታዊ ጉዳያትካ ኣብ ምሕላውን ስልጠና ወይ ስራሕ ኣብ ምርካብን ናጻ ኩን።
  • ምእንቲ ርእሰ ተኣማንነት ኣጥርን ኣብ ጉጅለ ጽቡቕ ስምዒት ይስምዓኩምን።
ምፍላጡ ዘገድስ, ኣብዚ መደብ ንምስትፋ
- ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኡ ክኸውን
- ስደተኛ፡ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ወይ ሃገር ዘይብሉ ሰብ ክኸውን
- ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝኾኑን ምስ OFII CIR (contrat d'intégration républicaine) ዝፈረሙን እዮም።
- ብቋንቋ ዓደኻ ምንባብን ምጽሓፍን ምኽኣል
- ኣብ ቀዳምነት ዝወሃቦ ከባቢ ወይ ገዛውቲ ምንባር።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምስ ደረጃኹም ዝተመጣጠነ ናይ ጉጅለ ክፍልታት ምጽባር
  • እምንቲ ዝተፈላለዩ ጸጋታት ምጥቃም፡ ጽሑፋት፡ ቅዳሓት ድምጺ፡ ቪድዮታት፡ መዓልታዊ ሰነዳት፡ ጽሑፋዊ ልምምዳት፡ ከምኡ’ውን ተራ ጸወታታት ምስታፍ
  • ምብጻሕ ናብ ባህላዊ ቦታታት፡ ኣዳራሽ ከተማ፡ ቤተ መጻሕፍቲ ወዘተ።

  • ምርኻብ ናይ ስልጠና ቦታታት
  • ሞያዊ መደብ ዘለኩም ይዃን
  • ስልጠና ወይ ንስራሕ ኣመልክቱ።

  • ምርካብ ናይ ስልጠና ቦታታት
  • ምህናጽ ሞያዊ ፕሮጀክትኩም
  • ምኽኣል ስልጠና ወይ ንስራሕ ንምምልካት ።

ከመይ ንገብሮ?

ክማላኣ ዘለዎ :

  • ምድዋል ናብ እዚ ቁጽሪ 02 40 46 24 74 
  • ወይ ምምላእ እዚ ቅጥዒ formulaire
  • ኣብ ናይ ሓበሬታ ክፍለ ግዜ ተሳተፍ እሞ ደረጃ ብቕዓት ፈረንሳ ንምግምጋም ፈተና ውሰድ።
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • Immeuble du Sillon de Bretagne (14 ème étage), 1, Avenue de l'Angevinière, 44800 Saint-Herblain, France
  • 02 40 46 24 74
Chargement de la carte...

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • babelኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • mspተርጓሚ/ሚት
  • taghridተርጓሚ/ሚት
  • e.h.ተርጓሚ/ሚት
  • lil_zeddተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • jamyrተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles