ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ምንባብን ምጽሓፍን
ምስ ምስ "Avec Ateliers "Entrée dans l’écrit par le français"
ኣዳላዊ BABEL44 ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 joursን 4 ወርሒ ስልጠና ኮርስ ኣብዞም ዝስዕቡ ነገራት ዝካየድ እዩ፤
- ፈለማ ምኽኣል ንመዓልታዊ ህይወት ፈረንሳ ምዝራብ፡ ምንባብን ምጽሓፍን ምምሃር ወዘተ
- ከምኡውን ምኽኣል ንሞያዊ ውህደትካ ብዝበለጸ ክትዳሎ
- ምኻል ምእንቲ ንምምዕባል ርእሰ ተኣማንነት ምርካብን ኣብ ጉጅለ ጽቡቕ ክስምዓካኩም ምኽኣልን።
እዚ ንደረጃኩም ንምፍላጥን ምዕባልኹም ንምዕቃንን 3 ገምጋም ንምውሳድ ኣለዉ፡ ሓደ ኣብ መጀመርታ፡ ሓደ ኣብ ማእከል፡ ሓደ ድማ ኣብ መወዳእታ ስልጠና።
ምፍላጡ ዘገድስ ዓእቶም ዓውደ መጽናዕትታት ኣብ ሰሙን ኣብ መዓልቲ ዝካየዱ ኮይኖም፡ ናይ ጉጅለ፡ ንኣሽቱ ጉጅለታትን ውልቃዊ ንጥፈታትን ዝካየዱ እዮም።
ኣብ ቀውዒ ሓደ ክፍለ ግዜ ኣብ ጽድያ ድማ ሓደ ክፍለ ግዜ ኣሎ።
ኣብ ቀውዒ ሓደ ክፍለ ግዜ ኣብ ጽድያ ድማ ሓደ ክፍለ ግዜ ኣሎ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ንምስታፍ ግድን፤
- ዕድሜኹም ልዕሊ 18 ዓመትምኳን
- ምዃን ስደተኛ፡ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ወይ ሃገር ዘይብሉ ሰብ
- እዚ እንተዘይኮይኑ ድማ ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ ምስ ስራሕ ፍቓድ ዝህብ መንበሪ ፍቓድ ዘለኩም ምዃን
- ኣብ ቀዳምነት ዝወሃቦ ከባቢ ከተማ ናንተስ (Le Breil, Dervallières, Bellevue) ንዝነብሩ ሰባት ምዃኑ ነበርቲ ምዃን።

ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Immeuble du Sillon de Bretagne (14 ème étage), 1, Avenue de l'Angevinière, 44800 Saint-Herblain, France
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስራሕ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
babelኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
mspተርጓሚ/ሚት
nardjes-klaiተርጓሚ/ሚት
taghridተርጓሚ/ሚት
hadjer loumaniተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
véjiተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት