Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ እሞ ኣብ ናይ ምምሕደራ ኣገባባትኩም ሓገዝ ውሰዱ

ምስ ምስ Point d'insertion par l'accueil et la formation (PIAF)

ኣዳላዊ GRETA Côtes Normandes ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 місяці тому

ፈለማ ናይ እንቋዕ ደሓን መጻእኩም፣ ምስማዕ፣ ሓበሬታን መምርሕን ቦታታት፤

  • ናይ ጽሑፍን ምዝራብን ቋንቋ ፈረንሳ ኣመሓይሽ
  • ምህላው መሰረታዊ ፍልጠት (ንባብ፡ ምጽሓፍ፡ ሒሳብ) ምግምጋም
  • ምስ ኩነታትኩም ዝተመጣጠነ ደገፍ ይሃልኹም
  • ምስታፍ ኣብ ባህላውን ሲቪካውን ፕሮጀክትታትኩም ይሳተፉ።

እቲ ዕላማ ኣብ መዓልታዊ ህይወትኩምን ኣብ ስራሕኩም ናጻ ምዃን እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ከተማ መቃን ብመቐበሊን ስልጠናን 5 ነጥብታት ውህደት ኣለዉ ።

ምኽኣል እዞም ማእከላት መቐበሊ ኣጋይሽ ንኹሉ ኣብ ማሕበራውን ሞያውን ናይ ውህደት መንገዲ ዝርከቡ ሰባት ክፉታት እዮም።

ምርካብ ደገፍ ውልቃዊን ምስ ስድራቤታዊ ጸገማት ዝሰማማዕን እዩ።

ብሓባራዊ ባህላውን ሲቪካውን ፕሮጀክትታት ኣቢልኩም ምስ ካልኦት ሰባት ክትራኸብን ንነብስኹም ጠቓሚ ክትገብራን ትኽእል።

ከመይ ንገብሮ?

ምስ ኣማኑኤል ደስማሱረስ Emmanuelle Desmasures ርክብ ግበሩ

ንክሪስተል ፍሬሞክስ Christel Frémaux ተወከሱ

  • ኣብቲ ቦታ፡ ማሕበረ-ባህላዊ ማእከል Centre socioculturel, avenue du Père Charles de Foucault, 14000 Caen
  • ብስልኪ፡ 02 31 78 58 15
  • ብኢመይል ፡ christel.fremaux@ac-normandie.fr

ንሉክ-ኤርዋን ሞይሳን ርኸብዎ Luc-Erwan Moysan

  • ኣብቲ ቦታ፡ ማሕበረ-ባህላዊ ማእከል፡ Socioculturel, 49 bouvelard général Vanier, 14000 Caen
  • ብስልኪ፡ 02 31 06 60 73
  • ብኢመይል ፡ luc-erwan.moysan@ac-normandie.fr

ንፍረደሪክ ለሩቪሎይስ Frédérique Lerouvillois ርኸቡና ።

ንክሪስተል ፍረሞክስን ሉክ-ኤርዋን ሞይሳንን ርኸቡ Christel Frémaux et Luc-Erwan Moysan

  • ኣብቲ ቦታ፡ ማእከል ኣኒሜሽን ኮሙን፡Centre Municipal D'Animation, 3 rue des Acadiens፡ 14000 Caen
  • ብስልኪ፡ 02 31 44 40 89

Lieu d'accueil

Centre Socioculturel - rue Pierre Corneille, 14000 Caen, Calvados, Normandie, France métropolitaine

02 31 43 25 92

emmanuelle.desmasures@ac-normandie.fr

Centre socioculturel - avenue du Père Charles de Foucault, 14000 Caen, Calvados, Normandie, France métropolitaine

02 31 78 58 15

christel.fremaux@ac-normandie.fr

Centre Socioculturel, 49 boulevard Général Vanier, 14000 Caen, Calvados, Normandie, France métropolitaine

02 31 06 60 73

luc-erwan.moysan@ac-normandie.fr

Centre socioculturel - 2 boulevard de l'Espérance, 14000 Caen, Calvados, Normandie, France métropolitaine

02 31 52 59 86

frederique.lerouvillois@ac-normandie.fr

Centre Municipal d'Animation, 3 rue des Acadiens, 14000 Caen, Calvados, Normandie, France métropolitaine

02 31 44 40 89

Chargement de la carte...

10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • lespiafኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት

Liens utiles