ምስ Ateliers à Saint-Lô - ምምሃር ንሞያዊ ህይወት ቋንቋ ፈረንሳ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ንሞያዊ ህይወት ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ Ateliers à Saint-Lô

ኣዳላዊ Centre social Mersier ኣቐድዲሙ ዝነበረ 16 днів тому

እዚ ስልጠና እዚ ንኣስታት 4 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ስልጠና ኣብዞም ዝስዕቡ ነገራት ድማ የስዕብ እዩ ፤

  • ፈለማ ምምላኽ ፣ ምምሃር ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ(ብጽሑፍን ብቓልን)
  • ምስታፍ ምስ ሰብ ሞያ ዝግበር ኣኼባታት
  • ከምኡውን ናብ ኩባንያታትን ማእከላት ስልጠናን ምብጻሕ ምግባር
  • ምስታፍ ናይ ጉጅለ ንጥፈታትን ውልቃዊ ምኽርን ።

ኣብእዚ ን ሰሙን 15 ሰዓታት ትምህርቲ ኣሎ፡ ሰሉስ፡ ሓሙስን ዓርብን እዩ።

ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ግድን ክፍጸሙ ዘለዎም ነገራት ፤
- ፈለማ እቲ OFII CIR (Contrat d'intégration républicaine) ዝፈረሙ ምዃን።
- ምህላው ትሕቲ 5 ዓመት መንበሪ ፍቓድ ኣብ ፈረንሳ።
-ከምኡውን ኣብ ሴንት-ሎ ወይ ኣብ ከባቢኣ habiter à Saint-Lô ou une ville autourእትርከብ ከተማ ዝነብሩ ምዃን (ዝርዝር ከተማታት ኣብ (liste des villes de Saint-Lô Agglo ici).

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምፍላጥ ኣብ መዓልታዊ ኩነታት (ናብ ዶክተር፡ ሱፐርማርኬት፡ ፕረፈክቸር ወዘተ) ከምኡ’ውን ኣብ ሞያዊ ኩነታት (ምስ ሓላፊ፡ መሳርሕቲ ወዘተ) ምዝራብ ምእንቲ ክትካሉ።
  • ከምኡውን ምርዳእ ምኽኣል ሞያዊ ሰነዳት ኣንብብ፣ ተረዳእን ተጠቐምን
  • ኣጠቓቕማ ናይ ምርዳእ ናይ ስራሕ ቃላት ወዘተ ።

  • ምኽኣል ስራሕ ወይ ብቑዕ ስልጠና ንምርካብ ክሕግዙኻ ዝኽእሉ ሰብ ሞያ ኣኼባታት
  • ምስልጣን ምብጻሕ ናብ ማእከላት ስልጠና፡ ፕሮጀክትታት ውህደት ስራሕ፡ ከምኡ’ውን ትካላት ቴክኒካዊ ስልጠና
  • ምርካብ ዕድል ናይ ናይ ስራሕ ቦታ ናይ ምጥላቕ ግዜታት ናይ ምውሳድ ዕድል።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ እዞም ኣገባባት እዚኣቶም መሳለጥያታት ቴክኒካዊ ስልጠና፡ ኣብ ትሕቲ ናይ ሓቂ ዓለም ስራሕ (ክሽነታት፡ ፋብሪካታት ወዘተ) ብቐረባ ኣብ ዝመስሉ ኩነታት፡ ንሞያታት ንምድህሳስን ስልጠና ንምውሳድን ዝተዓጠቑ ቦታታት ዝጥዕሙ ኮይኖም ዝተሰርሑ እዮም።

  • Savoir où et comment chercher du travail
  • Être capable d’utiliser son espace France Travail, de faire son actualisation, de candidater sur internet et de participer à des job datings
  • Pouvoir prendre les transports seul.
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣዚ job dating ዝበሃል ፍጻመ ኣብ መንጎ ደለይቲ ስራሕን ዝቖጽራ ኩባንያታትን ዝካየድ ኣኼባ እዩ።
ብቐጥታ ምስ ሓደ ኣስራሕቲ ትካላት ክትዛረብን ተመኩሮኻን ክእለትካን ከተቕርብ ትኽእሉ ኢኹም።

ከመይ ንገብሮ?

እዚ ንምግባር ሓደ በዓል ሞያ (ማሕበራዊ ሰራሕተኛ፣ ኣማኻሪ ጻዕሪ ፈረንሳ፣ ወኪል ተልእኾ ከባቢ፣ ኣካያዲ ማእከል መንበሪ ወዘተ) ሕተት ወይ ብቐጥታ ምስቲ ማሕበራዊ ማእከል ርኸብ ግበሩ

ምፍላጡ ዘገድስ ናይ ስራሕ ሰዓታ መዓልታዊ ካብ ሰዓት 8፡30 ክሳብ 12 ክፉት እዩ። ከምኡ’ውን ካብ ሰዓት 13፡30 ድ.ቀ. ክሳብ 17፡30 ድ.ቀ.
Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • véronique mersierኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles