ምውሳድ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Objectif A2
ኣዳላዊ GRETA-CFA Lorraine Nord ኣቐድዲሙ ዝነበረ 18 днів томуምርካብ ናይ ፈረንሳ ኮርስ ኣብ ንኣሽቱ ጉጅለታት ካብ 8 ክሳብ 14 ሰባት ምስ፤
- ምፍላጥ ስነ-ቓላት፡ ሰዋስው፡ ዕላል ንመዓልታዊ ህይወትን ንስራሕን ዝኸውን
- ምክያድ ንጥፈታት (ትያትር፡ ምብጻሕ ወዘተ)
- ከምኡውን ምድላውን ምጽዳቕን ዲፕሎማ ብቕዓት ቋንቋ ንምህላው።
ኣብ ሰሙን ካብ 3 ክሳብ 4 መዓልታት ካብ ሰዓት 9 ክሳብ ሰዓት 12 ድሕሪ ቀትሪ ካብ ሰዓት 13 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት 16 ድሕሪ ቀትሪ ትምህርቲ ኣሎ።
እቲ መደብ ኣብ መጀመርታ ስልጠና ዝወሃብ እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ ትምህርቲ ካብ 13 መጋቢት ጀሚሩ ሰነ 26 2026 ይውዳእ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
20 rue de Belletanche, 57070 Metz, France
03 87 76 40 56
cathy.desobry@ac-nancy-metz.fr
Chargement de la carte...
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
greta lorraine nordኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
carolineclauተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት