ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ተማሂሩም እሞ ኣብ ሞያዊ ውህደት ሓገዝ ውሰዱ
ምስ ምስ BOP Accès Emploi
ኣዳላዊ Corylus Form@tions ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 місяці томуእዚ ናይ 2 ወርሒ ስልጠና ኮርስ ን፤
- ሓሳብኩል ክትገልጹን ኣብ ስራሕ ብዝበለጸ ክትረዳዳኡን ምኽኣል ።
- ምምራጽ ምስ ኩነታትኩም ዝሰማማዕ ስራሕ ምረጽ
- ምስታፍ ኣብ ንግዲ ዘሎ ሕግታት ፍለጥ
- ምስራሕ ስራሕ ንምርካብ ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂ ከመይ ጌርካ ከም እትጥቀም ምምሃር።
ንምስታፍ ግድን ክማልኡ ዘለዎን ነገራት ፤
- ምዃን ኣህጉራዊ ሓለዋ ክህልዎም: ስደተኛ: ንኡስ ሓለዋ: ሃገር ዘይብሉ ሰብ
- ብመንጽር ግዜ ወይ ድማ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝኾኑ
- ኣብ OFII CIR (ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን) ፈሪሞም ኣለዉ።
- ስራሕ ንምድላይ ኣብ ፈረንሳ ክትምዝገብን ትኽእል
- ኣብ ምጽሓፍን ምዝራብን ደረጃ A2 ክህልዎም ኣለዎ።
- ኣብ ከተማዊ ማሕበረሰብ ሳውሙር ቫል ደ ሎየር ይነብሩ ።la Communauté d'agglomération Saumur Val de Loire.
እቲ ስልጠና ብዘይ ክፍሊት ምዃኑን ኣብ ሓደ ትካል ናይ 4 መዓልታት ልምምድ ክትገብሩ ከም እትኽእሉን ምኳንኩም ከተስተውዕሉ ይግባእ።

ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
1 rue Sévigné, Jardin des Plantes - 49400 Saumur, Maine-et-Loire, Pays de la Loire, France métropolitaine, France
02 41 67 71 45
g.sanch@corylus-formations.fr
Chargement de la carte...
ስራሕ
ፈረንሳይ
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስራሕ ምርካብ፣
10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
sandrine-corylusኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
taghridተርጓሚ/ሚት
hadjer loumaniተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት