Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ፍሉይ ቋንቋ ፈረንሳ ን ኣብ ኣውቶ መካኒክስ ክትሰርሑ ዝደልዩ ሰባት

ምስ ምስ Le français de la mécanique

ኣዳላዊ Centre d'Études, de Formation et d'Insertion par la Langue ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 9 heures

እንተደኣ ኣብ ጋራጅ ናይ መኪና ንምስራሕ ንዝደልዩ ሰባት ማለት (መካኒክ፣ ጽገና፣ ክኢላ ስራሕ ምቅይያር ኣካላት፣ ቴክኒሻን፣ ምውናን ጋራጅ ወዘተ) ናይ3ወርሒ ስልጠና ኮርስ ዘጠቓለለ እዩ።

እቲ ቦታ ስልጠና ኣብ ፓሪስ ዝተዳለወ ኮይኑ፤

  • ምምሃር ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
  • ምምሃር ትምህርቲ ሒሳብ
  • ከምኡውን ናይ ኮምፒተር ኮርሳት
  • መግለጺ ብዛዕባ ጽላት መካይን ዝምልከት
  • ምርካብ ስራሕ ንምድላይ ዝሕግዙ ምኽርታት።
ኣብዚ ንምስታፍ ግድን ክህልዉ ዘለዎም ነገራት፤
- ምህላው መንበሪ ፍቓድ ወይ ወረቐት።
- ኣብ ፓሪስ ኣድራሻ ክህልዎም (መዕቆቢ ወይ መንበሪ)
- ብፍላይ ኣብ መካኒክስ መካይን ተመኩሮ ዘለዎም (ኣብ ፈረንሳ ይኹን ኣብ ወጻኢ ሃገራት)
- እንተደኣ ኣብ መበቆል ሃገር (ዝተሓተ ደረጃ ካልኣይ ደረጃ) ዝተማህሩ ምዃን
- ከምኡ ውን እንተወሓደ ብፈረንሳ ደረጃ A1 ምህላው።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምእንቲ ምስ ሓለፍትኹም፡ መሳርሕትኹምን ዓማዊልን ንምርድዳእ ዝዝረብ ፈረንሳ ኣመሓይሹ
  • ምፍላጥ ናይ መኪና ቃላት ተማሃር
  • ብሳላ እዚ ኣብ መዓልታዊን ሞያውን ህይወት ዝያዳ ናጻ ክትከውን ፈረንሳ ምዝራብን ምጽሓፍን መምህር
  • ምምዕባል ብፈረንሳ ደረጃ A2 ምብጻሕ ወዘተ ።

  • ኣብዚ መደብ ምስ ሰብ ሞያ ኣውቶ መካኒክስ ተራኸቡ።
  • ከምኡውን ናብ ማእከላት ስልጠና ምብጻሕ።

  • ምልላይ ኣብ መካኒክስ መካይን ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ሞያታት
  • ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ኣረጋግጽጹ እዚ ማለት (እንታይ ስራሕ ከም ዘገድሰኩም፡ ኣበይ ክትሰርሕ ከም እትደሊ ወዘተ)
  • ስራሕ ምድላይ (ናይ ስራሕ ዕድል ምርካብን ምንባብን፡ ሲቪ ምጽሓፍ፡ ንስራሕ ቃለ መሕትት ምድላው ወዘተ)።

ከመይ ንገብሮ?

ሕቶኹም ናብ ኣርመል ፐቲትችለርች Armelle PETITCLERC (ኣወሃሃድቲ) pሕተቱ ንዝያዳ ዕለታት መዝገባ ወዘተ

Lieu d'accueil

2 impasse du Curé 75018 Paris, France

01 40 38 67 76

contact@cefil.org

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • armelle-cefilኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • medtradcተርጓሚ/ሚት
  • yassin bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles