Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ

ምስ ምስ Français Langue d'intégration

ኣዳላዊ Femmes Ressources 08 ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 місяці тому

እዚ መደብ ናይ ናይ ፈረንሳ ዓውደ መጽናዕትታት ንኣብ ዝስዕቡ ነገራት ንምክንዋን፤

  • ፈለማ መሰረታዊ ቋንቋ ፈረንሳ (ንባብ፡ ምጽሓፍ፡ ሰዋስው) ተማሃሩ
  • ብምቕጻል መዓልታዊ ቃላትን መግለጺታትን ምርዳእን ምጥቃምን።
  • ከምኡውን መሰልኩም ፈሊጥኩም ሕብረተሰብ ፈረንሳ ተረድኡ
  • ኮታ ብሕእፈሻ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ናጻ ምዃን።
ንምፍላጡ ዘገድስ ናይ ግድን ንመዝገብ ዝኸውን ክፍሊት ኣባልነት ፡ € 1.5 ኣብ ዓመት።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ፈለማ መሰረታዊ ክእለት ፍለጥ፡ ምንባብ፡ ምጽሓፍ፡ ሰዋስው
  • ብምቕጻል ሓደስቲ ቃላት ተማሃሩ: መዓልታዊ ስነ-ቓላት
  • ኮታ ብሓፈሻ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ብዝበለጸ ምዝርራብን ናጻ ኩኑ።

  • ንደቂ ኣንስትዮን ስድራቤተንን ክፉት፣ ብዘይ ደረጃ ይኹን ዲፕሎማ
  • ምስ ደረጃኹም ኩነታትኩምን ዝተመዓራረየ።
ምፍላጡ የገድስ እቲ ኣሰልጣኒ ቋንቋ ሩስያ ይዛረቡ እዮም ኣሸበሸብ እንተደኣ ቋንቋ ሩስያ ትዛረቡ ኮይንኩም።

  • መሰላትኩ ፍለጡን ተበጻሕን፡ መንበሪ ገዛ፡ ጥዕና ወዘተ።
  • ባህሊ ቋንቋፈረንሳ ርኸቡ: ታሪኽ: ክብርታት ሪፓብሊክ: ስነ-ጥበብ: ሙዚቃ...
  • ምርካብ ንምምሕዳራዊ ኣገባባት ዝግበር ደገፍ።

ከመይ ንገብሮ?

ምፍላጡ ዘገድስ ናይ ስራሕ ሰዓታት :
ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9 ንግሆ ክሳብ ሰዓት 12 ድሕሪ ቀትሪ ካብ ሰዓት 1፡30 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት 4፡30 ድሕሪ ቀትሪ።

ንሓደ ዝድግፈኩምዘሎ በዓል ሞያ (ማሕበራዊ ሰራሕተኛኹም፡ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይል፡ ኣማኻሪ ሚሽን ሎካል ወዘተ) ርክብ ብምግባር ነዚ ስልጠና ክትከታተሎ ክትሓትት ትኽእል ኢኻ።

Lieu d'accueil

Rue des Bouvreuils, La Ronde Couture, 08000 Charleville-Mézières, Ardennes, Grand Est, France métropolitaine

07 68 65 84 48

collectiffemmesressources@gmail.com

Chargement de la carte...

9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • fr08 - directriceኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት

Liens utiles