ምስ Une formatrice professionnelle au Centre social Ecully - ምውሳድ ትምህርቲ ፈረንሳ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምውሳድ ትምህርቲ ፈረንሳ

ምስ ምስ Une formatrice professionnelle au Centre social Ecully

ኣዳላዊ Centre social Ecully ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት ምስ ሞያዊ ኣሰልጣንን ናይ ወለንተኛታት ጉጅለን ን፤

  • ምርኣይ ምዕባለ ብፈረንሳ
  • ኣብ መዓልታዊ ህይወት ብዝበለጸ ምዝርራብ ምኽኣል
  • ንሞያዊ ህይወት ምድላዋት ምግባር።

ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ትምህርቲ ይውደብ፤
- ሰኑይ ካብ ሰዓት 18፡30 ድ.ቀ. ክሳብ 8፡30 ድ.ቀ.
- ሓሙስ ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 11 ቅድሚቀትሪ

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ብከመይ ጌርኩም ምስ ሓኪም ቆጸራ ከም እትሕዝ ፍለጥ
  • ሰነዳት ቤት ትምህርቲ ምርዳእ
  • ምስ ጎረባብቲ ዕላል ይግበር...

እቲ ኣሰልጣኒ ነቶም ኮርሳት ምስ ዝስዕብ የመዓራርዮም፤

  • ምምሕያሽ ደረጃ ፈረንሳ
  • ድሌታት (ንስራሕ ዝኸውን ቃላት፡ ሰዋስው ወዘተ)
  • ዕላማታት (ብቐሊሉ ምዝራብ፡ ምንባብን ምጽሓፍን ወዘተ)።

ከምኡውን ኣብ እዋን ትምህርቲ ምስ ካልኦት ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመጹ ሰባት ብምዕላል ተመኩሮኻ ከተካፍል ዕድል ኣሎኩም።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብስልና፡ 04 78 33 12 73
  • ኣብቲ ቦታ፡ 31 Avenue des Sources, Écully.
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 31 Avenue des Sources, Écully, Lyon, Métropole de Lyon, Rhône, Auvergne-Rhône-Alpes, France métropolitaine, 69130, France
  • 0478331273
  • administration@csecully.fr
Chargement de la carte...

16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • adeline druelle cseኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • sabrina38ተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • yassin bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kalilaተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • tlbtlnተርጓሚ/ሚት
  • sabrina_fleurተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles