Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሓገዝ ኣብ ናይ ውህደት ፕሮጀክት

ምስ ምስ Études et Chantiers

ኣዳላዊ Études et Chantiers Bretagne - Pays de la Loire ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 місяці тому

ምእንታው ምስታፍ ኣብ ዓውደ መጽናዕትን ውህደትን ቦታ (ACI) ናይ ምስራሕ ተኽእሎ፣ ኣብ ሓያሎ ዓውድታት፤

  • ምኽኣል ምሕዳስ ዝተሃንጸ ቅርስታትን ስራሕቲ ዑደት ምግባር።
  • ምሕላውን ምክንኻንን ምምዕባልን ተፈጥሮኣዊ ቦታታት
  • ምፍላጥ ውጥን ገጠርን ከተማን።
  • ስርሓት ጽገና

ኣብ ምሉእ ንውሓት ግዜ ናይቲ ውዕል፡ ብሕታዊ ሞያዊ ደገፍ ኣለኩም ምስ፤

  • ምርካብ ምኽሪ ሞያ ወይ ስልጠና ንምምራጽ
  • ምርካብ ስልጠና ርኽበት ኩባንያታት፡ ልምምድ፡
  • ስልጠና ምርካብ ናይ ውሽጢ ቤት ስልጠና (ንባብን ምጽሓፍን ቋንቋ ፈረንሳ፡ ሒሳብ፡ ድሕነት ናይ ስራሕ ቦታ ወዘተ)።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣብዚ ናይ ውህደት ፕሮጀክት ንምስታፍ፡ ደላይ ስራሕ ክትኮኑን ኣብ ፈረንሳ ትራቫይልFrance Travail ዝተመዝገብኩም እንተኮኡንኩም። እቲ ዝቐረበ ውዕል ካብ 4 ክሳብ 6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ ውሱን ግዜ ውህደት ውዕል (CDDI) ኮይኑ ዝሕደስ እዩ። ምልመላ ዓመት ምሉእ ክፉት እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ውዕል ናይ ስራሕ ካብ 26 ክሳብ 32 ሰዓታት ኣብ ሰሙን
  • ደሞዝ እንተወሓደ ማዕረ እቲ ናይ ሰዓት ዝተሓተ ደሞዝ
  • ከም ማሕበር ኮይንካ ስራሕ።

  • ውልቃውን ሞያውን ኩነታትኩም ኣስተብህሉ
  • ክእለትካ ኣለሊ፡ ጥንካረኻ፡ ጸገማትኩም ፍለጡ
  • ሞያዊ ፕሮጀክትኩም ህነጽ: ናይ ኩባንያ ምብጻሕ፣ ናይ ስራሕ ልምምድ ወዘተ።
  • ምስቲ ዝተመርጸ ሞያ ዝተመጣጠነ ናይ ስልጠና ኮርሳት ውሰድ
  • ኣብ ዓውደ መጽናዕትታት ምክፋል፡ ሜላታት ምድላይ ስራሕ፡ ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂ ወዘተ።

  • ምምላኽ መዓልታዊ ቃላትን መግለጺታትን ምርዳእን ምጥቃምን።
  • ምፍላጥ ሞያዊ ቓላት
  • ንነብስኹም ኣላልያ ቀለልቲ ዕላላት ድማ ኣካይዱ
  • ሕብረተሰብ ፈረንሳን ብኸመይ ከም ዝሰርሕን ምርዳእ
  • ምድላውን ንወግዓዊ ፈተና

ከመይ ንገብሮ?

ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም፤

መርበብ ሓበሬታና site. ካብ ምውካስ ድሕር ኣይትበሉ ።

ናይ ምልመላ መደባት ኣብ ዓመት ብዙሕ ግዜ ይካየድ።
ሲቪኹም CV ሒዝኩም ክትመጹ ትኽእሉ ኢኹም ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።

ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይልካ ናብቲ ናይ ምትእትታው መድረኽ ክኣቱ ኣለዎ፣ ኣብ ትሕቲ ክፍሊ ምትእትታው ስራሕ Emplois de l'inclusion

Lieu d'accueil

13 Rue Roberval, Le Mans, Sarthe, Pays de la Loire, France métropolitaine, 72100, France

02 43 24 80 01

info.pdl@ec-ouest.org

Allée de l'Enclos, 35132 Vezin-le-Coquet, France

02 99 54 60 00

info@ec-ouest.org

11 Rue des Chevreuils, 29520 Saint-Goazec, France

02 99 54 60 00

info@ec-ouest.org

Rue de la Bassesse, 72130 Saint-Ouen-de-Mimbré, France

02 43 24 80 01

info@ec-ouest.org

Zone artisanale de la Boorie, Rue de la Boorie, 53700 Villaines-la-Juhel, France

02 43 24 80 01

info@ec-ouest.org

7 Bd du Général de Gaulle, 53700 Villaines-la-Juhel, France

02 43 24 80 01

info.pdl@ec-ouest.org

4a Rue du Portugal, 53400 Craon, France

02 43 24 80 01

info.pdl@ec-ouest.org

ZA La Millière II, 22130 Pluduno, France

02 99 54 60 00

info@ec-ouest.org

1 Rue de la Loire, 35470 Bain-de-Bretagne, France

02 99 54 60 00

info@ec-ouest.org

37 Rue de Bain, 35620 Teillay, France

02 99 54 60 00

info@ec-ouest.org

49 Avenue Albert Torqueau, 22110 Rostrenen, France

02 99 54 60 00

info@ec-ouest.org

Le Palacret, 22140 Saint-Laurent, France

02 99 54 60 00

info@ec-ouest.org

La Racine zi de, 22230 Merdrignac, France

02 99 54 60 00

info@ec-ouest.org

ZAC de Villeuneuve, 3 Rue Général Jacques de la Bollardière, 29270 Carhaix-Plouguer, France

02 99 54 60 00

info@ec-ouest.org

7 Rue de Pennarun, 29150 Châteaulin, France

02 99 54 60 00

info@ec-ouest.org

Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • katia-e&c72ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • mariamተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles