Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ራስኹም ንምኽኣልን ናጻ ንምዃንን

ምስ ምስ Ateliers sociolinguistiques - BOP 104

ኣዳላዊ Centre socioculturel municipal , l'école des parents et des éducateurs du Calvados ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 місяці тому

እዞም ዝስዕቡ መደባት ኣብ ሰሙን ብዙሕ ግዜ ዓውደ መጽናዕትታት ንዝስዕቡ እዮም፤

  • ፈለማ ምኽኣል ኣብ ዝተፈላለየ ኩነታት ብዝበለጸ ንምርድዳእ ቃላትን ጠቐምቲ መግለጺታትን ምምሃር
  • ምምላኽን ምፍላጥ መሰረታዊ ቃላት ቋንቋ ፈረንሳ
  • ምፍላጥኣገባብ ኣነባብራን ባህሊ ፈረንሳን
  • ከምኡውን ኣብ መዓልታዊ ህይወት ናጻ ምዃን ርእሰ ተኣማማንነት ምጥራይን ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ንኽትሳተፉ ምስ እትደልዩ እዞም ዝስዕቡ ነገራት ክማልኡ ይግባእ፡ -ፈለማ ኣህጉራዊ ሓለዋ ምህላው ፡ ስደተኛ፡ ንኡስ ሓለዋ፡ ሃገር ዘይብሉ ሰብ - ምዃን ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሕ ትሕቲ 5 ዓመት ምስ መንበሪ ፍቓድ ወይ ቅብሊት - ምፍራም ኣብ OFII CIR (ሪፓብሊካዊ ውህደት ውዕል) ዝፈረሙን ምዃን ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምምሃር ሓደስቲ ቃላት
  • ምርዳእኣብ መዓልታዊ ኩነታትን ኣብ ስራሕን ዝሓሸ ርክብ ምግባር: ሓኪም: ቤት ትምህርቲ: ፈረንሳ ትራቫይል: ሱፐርማርኬት ወዘተ።
  • ምህላው ሕብረተሰብ ፈረንሳን ብኸመይ ከም ዝሰርሕን ምርዳእ፡ ልምድታት፡ ሕግታትን ክብርታትን ከተኽብሩ ኣለኩም።

  • ብዘይካ እዚ ካብ ዓውደ መጽናዕትታት ወጻኢ፡ ኣብ መንጎ ተሳተፍቲ ምልውዋጥ፡ ምትሕግጋዝን ጽቡቕ ግዜ ምክፋልን።
  • ከምኡውን ካብ ነንሕድሕድኩም ክትመሃሩ ምኽኣል።

  • ምንባብ ደብዳበ ፡ ቅጥዒ ምልኣዮ፡ ቆጸራ ውሰድ...ዝኣመሰሉ
  • ብዓቢኡ ብቐሊሉ ተዛረብን ርእሰ ተኣማንነት ረኸቡን።

ከመይ ንገብሮ?

  • ኣድራሻና ኣብቲ ቦታ: ማሕበረ-ባህላዊ ማእከል: 39 route d'Harcort, 14123 Fleury-sur-Orne
ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ንSéverine BRUNET ብስልኪ ቁጽሪ 06 32 93 67 64 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም ።

Lieu d'accueil

39 Route d'Harcourt, 14123 Fleury-sur-Orne, Caen, Calvados, Normandie, France métropolitaine

06 32 93 67 64

Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • cscfleury39ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • yassin bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • medtradcተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles