ምርካብ ደገፍን ስራሕን ምርካብ ዝዓለመ
ምስ ምስ Association PARTAGE
ኣዳላዊ Association PARTAGE ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців томуእዚ ንሞያዊ ፕሮጀክትኹም ንምህናጽ ደገፍ እዩ ዕላምኡ ፣ ግን ከኣ ምስ ፕሮጀክትኹም ዝተመጣጠነ ናይ ስራሕ ተልእኾታት እውን ኣብዚ ስዝዕብ ዓውድታት የሰላስል .
ዓላማታት ፥
- ፈለማ ሞያዊ ልምድታትን መዐቀኒታትን ዳግማይ ምርካብ
- ንምርካብ ስራሕን ወይ ስልጠና
ምፍላጡ ዘገድስ፣ ነዚ ደገፍ እዚ ንምርካብ ግድን ክሰላሰሉ ዘለዎም ነገራት ፤
- ንስራሕ ዝኸውን ተበግሶ ምህላው
- ድልዉነትን ግዜን ምህላው ።
- እንተደኣ ኣድላዪ ኮይኑ ናብ ሓደ ናይ ተልእኾ ቦታ ብናጻ ክግዕዙ ቅሩባት ምዃን
- ብቋንቋ ፈረንሳ ምርዳእን ናይ ቃል ኣገላልጻን ክእለት ምህላው
- ኣብ ሞያዊ ሞያ ናይ ምጽማድ ድሌት ክህልወኩም ምኽኣል (ብስራሕ ምድላይ ይኹን ሓድሽ ኣንንፈት ዝተመልከተ ክኸውን ይኽእል እዩ )
- ንስራሕ ዝኸውን ተበግሶ ምህላው
- ድልዉነትን ግዜን ምህላው ።
- እንተደኣ ኣድላዪ ኮይኑ ናብ ሓደ ናይ ተልእኾ ቦታ ብናጻ ክግዕዙ ቅሩባት ምዃን
- ብቋንቋ ፈረንሳ ምርዳእን ናይ ቃል ኣገላልጻን ክእለት ምህላው
- ኣብ ሞያዊ ሞያ ናይ ምጽማድ ድሌት ክህልወኩም ምኽኣል (ብስራሕ ምድላይ ይኹን ሓድሽ ኣንንፈት ዝተመልከተ ክኸውን ይኽእል እዩ )
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ፣ እዚ መደብ እዚ ንውሓት ግዜ ደገፍ፡ ሓደ ዓመት፡ ሓደ ግዜ ዝሕደስ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
15 Rue des Maillets, 72000 Le Mans, France
0243248081
accueil@partage72.fr
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
quentin-partageኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
blaise93ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት