Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሓገዝ ንምርካብ መንበሪ ገዛን ክንክኑን፣ ምምላእ ዘድልይዎ ነገራትን

ምስ ምስ Intermédiation locative

ኣዳላዊ FOL 58 ኣቐድዲሙ ዝነበረ 5 місяців тому

ምርካብ ብሓያሎ ደረጃታት ዝግበር ደገፍ፤

  • ምኻኣል ንኣካረይቲ ክራይ ገዛ
  • ምፍላጥ ኣገባባት ናይ መስርሓት ናይ (ምኽፋት ቆጻሪ ጋዝን ኤሌክትሪክን፡ ምቕያር ኣድራሻ፡ ምሕታት ገንዘባዊ ሓገዝ ንምኽፋል ገዛ ክራይ ወዘተ)
  • ኣብቲ ዙርያ እቲ ባጀት ንምምሕዳር ዝሕግዙ ምኽርታት
  • ምህላው ብዛዕባ መሰላትን ግዴታታትን ሓደ ተኻራያይ ዝምልከት ሓበሬታ
  • ምትእስሳር ምስ ካልኦት መሓውራትን ኣገልግሎታትን ።
ምፍላጡ ዘገድስ፣ ሽምግልና ክራይ ተጠቀምቲ ሓፈሻዊ መሰል፣ ከከም ድሌታቶም ክውንነትኩምን ንዝተወሰነ ግዜ (ካብ 6 ክሳብ 18 ኣዋርሕ) መንበሪ ክህልዎም ዘኽእል መስርሕ ምኽታል።
ምፍራም ኣብ መጀመርታ ሓደ ማሕበር ነቲ ናይ ክራይ ውዕሊ ይፈርም፣ ብዚ ድማ ተጠቃሚ ንኡስ ተኻራያይ ናይቲ መንበሪ ኣባይቲ ኮይኑ ነቲ ክራይ ብቐጥታ ናብቲ ማሕበር ይኸፍል።
ኣብ መወዳእታ እቲ ደገፍ ተጠቃሚ ነቲ ውዕል ፈሪሙ ተኻራያይ ናይቲ መንበሪ ይኸውን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምርካብ ብሓደ ማሕበር ዝተዋህበ ዋሕስ
  • ምርካብ ውልቃዊ መብርሂን ምኽርን ።

  • ምርካብ ሓገዝ ካብ ንAPL ንምምልካት ሓገዝን ምኽርን (ብሕታዊ ሓገዝ ኣባይቲ ካብ CAF)
  • ምውሳኽ ናብ መድሕን ጥዕና፣ ኣቕረብቲ ጋዝን ኤሌክትሪክን ወዘተ ምውካስ።
  • ባጀትኩም ንምውዳብ (ክራይ ገዛን ሕሳብን ንምኽፋል ወዘተ) ከምኡ’ውን ገዛኹም ንምሕላው ዝሕግዙ ምኽርታት ምርካብ ።

ድሕሪ ናይ ሓያሎ ኣዋርሕ ድጋፍ ኣብ መንጎ ተጠቃሚ፣ ማሕበርን እቲ መንበሪ ገዛ ዝካረ ኣካራዪን ኣኼባ ይግበር ኡ ።

በዚ ድማ ተጠቃሚ እኹል ናጻ ኮይኑ መንበሪኡ ከመይ ጌሩ ከም ዝሕሉ ዝፈልጥ እንተኾይኑ፡ እቲ ናይ መንበሪ ገዛ ውዕል ብስም እቲ ተኻራያይ ዝኸውን ተጠቃሚ ይፍረም ይከኣል ።

ከመይ ንገብሮ?

ማሕበራዊ ሰራሕተኛናይ ፡ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይልFrance Travail,፡contact Mission locale ናይ ከባቢ ተልእኾ ርክብ ወዘተ ኣብ ዝተዋደደ ኣገልግሎት ምቕባልን ምምራሕን (SIAO) ክምዝግበካ ኣለዎ።

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • coralie folኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • axelተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • mariamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles