Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምንስራሕ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ

ምስ ምስ Français professionnel

ኣዳላዊ AFPLI-Solidarité ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 6 mois

ን7 ኣዋርሕ ምስ ደረጃኹም ዝተመጣጠነ ኮርሳት ቋንቋ ፈረንሳ ን፤

  • ኣብ ምዝራብን ምጽሓፍን ምዕባለ ምግባር
  • ናይ ገዛ ሓገዝ ሞያታት ሞያዊ ቃላት ምምሃር
  • ዝሓሸ ርክብ ምግባርን ኣብ ስራሕ ናጻ ምዃንን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምጽፋፍ ምንባብን ምጽሓፍን።
  • ቃላት ምርዳእን ርክብን
  • ቃላት ቋንቋ ፈረንሳዊ ምህላው
  • ቀልጢፍኩም ምዕባለ ምርኣይ።

  • መምርሒታት ድሕነት ምርዳእ
  • ንዝቐረበ ስራሕ ምርዳእ
  • ንሓደ ተልእኾ ምርዳእ።

  • ንናይ ገዛ ሓገዝ ሞያታት ጠቐምቲ ቃላት ፍለጡ፡ መሳርሒታት፡ ሕግታት ድሕነት ወዘተ።
  • ናጻ ንምዃን ክትከውን ብዝበለጸ ምዝርራብ ተማሃሩ።

ከመይ ንገብሮ?

ረቡዕ ሰዓት 14 ናይ ምሸት ናብዚ ኣድራሻ እዚ፤

ናይ ቀደም መዋእለ ህጻናት (ቀዳማይ ደርቢ)

ኣድራሻና rue du Champ Baratté

58400 La Charité-sur-Loire


13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • chrisraulinኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • killian douchetተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • anihተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles