ምምሃር ንስራሕ ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Français professionnel
ኣዳላዊ CAP Formation , AFICኣቐድዲሙ ዝነበረ 7 місяців томуምምሃር ንመዓልታዊን ሞያውን ህይወት ዝኸውን ናይ 60 ሰዓታት ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ።
ኣብ ዓመት ሓያሎ ናይ ስልጠና ኮርሳት ኣለዉ፣ ምዝገባኹ ምስተረጋገጸ ሓበሬታ (ዕለታት፣ ሰዓታት፣ ኣድራሻ፣ ንዋት) ክትረኽቡ ኢኹም።
ምፍላጡ ዘገድስ እቲ ስልጠና ዝኽፈል ኮይኑ፡ እቲ ማእከል ስልጠና ግን ምስ ኩነታትኩም ዝሰማማዕ ናይ ፋይናንስ ፍታሕ ንምርካብ ክሕግዘካ እዩ።
-እንተደኣ ትሰርሑ እንተኾንኩም ትካልካ ነቲ ስልጠና ክኸፍል ክትሓቶ ወይ ድማ ውልቃዊ ናይ ስልጠና ሕሳብካ (CPF) ክትጥቀመሉ ትኽእልሉ ኢኹም።
- እንተደኣ ስራሕ ትደልዩ እንተኾይንኩም፡ እቲ ማእከል ስልጠና ኣብ ናይ ውህደት ፕሮጀክት ወይ ኣብ መሻርኽቲ ኩባንያ ስራሕ ንምርካብ ክሕግዘኩም ይኽእል።
- ምናልባት ግን ዘይትሰርሕ እንተኾንካ እቲ ማእከል ስልጠና ንገንዘባዊ ሓገዝ ንኽትሓትት ክሕግዘካ እዩ።

ቅድሚ ምጅማርካ፡ ዝርዝር ኣቀራርባ ናይቲ ስልጠና ዝሓዘ ኣኼባ ክትሳተፍ ኢኻ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
27, rue de la paix, Coulaines
07 59 60 75 42
formation@afic-coulaines.org
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
cap formationኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
veronicasiተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
lyna_aimተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት