ምውሳድ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ ደረጃታት B1 B2
ምስ ምስ Sigma Formation
ኣዳላዊ Sigma Formation ኣቐድዲሙ ዝነበረ 7 місяців томуኣብ ንእሽቶ ጉጅለ ትምህርቲ ፈረንሳ ኣብ እዚኦም ዝስዕቡ ነገራት ፤
- ናይ ምዝርራብ
- ከምኡውን ናይ ጽሑፍ ንጥፈታት
- ብ ዕምቆት ናይ ሰዋስው
- ናይ ሓቂ ህይወት ኩነታት፡ ተራ ዕላልን ዘካተተት ዘተን ምዃኑ’ዩ።
- ምርካብ ብሕታዊ ደገፍ።
ምፍላጥ ዘድዮ ነገር ኣብ ሰሙን እንተወሓደ 5 ሰዓታት ትምህርቲ ኣሎና።
ትምህርቲ ቅድሚ ምጅማር ብጽሑፍ ኣፋውን ደረጃ ገምጊምኩም ትኽክለኛ ጉጅለ ንምርካብ ዝግበር ገምጋም መስርሕ ኣኦና።
ትምህርቲ ቅድሚ ምጅማር ብጽሑፍ ኣፋውን ደረጃ ገምጊምኩም ትኽክለኛ ጉጅለ ንምርካብ ዝግበር ገምጋም መስርሕ ኣኦና።
ምፍላጡ ዘገድስ እቶም ኮርሳት ይኽፈሉ፣ እቲ ማእከል ስልጠና ብውልቃዊ ናይ ስልጠና ሕሳብ (CPF) ክትከፍሎ ዘለካ መፍትሒታት ንምርካብ ይሕግዘካ፣ ምስ ፈረንሳ ትራቫይል...
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
sigmafleኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
arnis_0ተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
anihተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት