ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ምንባብ፡ ምጽሓፍን ምዝራብን ምኽኣል
ምስ ምስ Sigma Formation
ኣዳላዊ Sigma Formation ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 7 moisእዚ መደብ እዚ ናይ ምጽሓፍን ምንባብን ክፍልታት ነዚ መደብ ኣብ እዚ ዝርዝራት ይርከብዎ፤
- ን መዓልታዊ መዓላ ንብብ (ምልክታት ጎደናታት፡ ሰነዳት፡ ደብዳቤታት ወዘተ) ምርዳእ የኽእል
- ብዚ መደብ ምስ ኣገደስቲ ኣካላት ምዝርራብ(ጎረባብቲ፡ ሓኪም፡ ቤት ትምህርቲ ወዘተ) ብቐሊሉ ምዝራብ
- ኣብ ኣገደስቲ ነገራት ስጉምቲ ምውሳድ (ሓደ ሰነድ ምምላእ፣ ናብ ቆጸራ ምኻድ ወዘተ)ክትክእሉ
- መዓስ እዚ ጥራይ፣ በዚ መደብ ተረባሕቲ ምስ እትኾኑ ስራሕ ምድላይ ይሕግዘኩም።
ምፍልጡ ዘገስ ፣ ትምህርቲ ኣብ መዓልቲ ሰኑይ፡ ሰሉስ፡ ሓሙስን ዓርብን፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ን2 ሰዓታት ይካየድ ኮይኑ።
ቅድሚ ትምህርቲ ምጅማርካ ደረጃ ምጽሓፍካን ምዝራብኩም ምሉእ ብምሉእ ንምርዳእን ትኽክለኛ ጉጅለ ንምርካብን ዝግበር ገምጋም ኣሎ።
ቅድሚ ትምህርቲ ምጅማርካ ደረጃ ምጽሓፍካን ምዝራብኩም ምሉእ ብምሉእ ንምርዳእን ትኽክለኛ ጉጅለ ንምርካብን ዝግበር ገምጋም ኣሎ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሕእበሬታ፣ እቶም ኮርሳት ይኽፈሎ እዩ ፣ እቲ ማእከል ስልጠና ብውልቃዊ ናይ ስልጠና ሕሳብካ (CPF) ክትከፍልዎ ትኽእሉ ኢኹም። በዚ ድማ ዘለካ መፍትሒታት ንምርካብ ይሕግዘካ፣ ምስ ፈረንሳ ትራቫይል...ወዘተ ምዝርርራብ ይከኣል እዩ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
sigmafleኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
ros1ተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
ambre-tradተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት