ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብናጻ ምእንቲ ምዝርራብ ንምኽኣል
ምስ ምስ Ateliers sociolinguistiques
ኣዳላዊ Social Animation Ronde Couture ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 7 moisእዚ ምምሃር ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሕያሽ ንኣሽቱ ናይ ጉጅለ መጽናዕትታት ምስታፍ።
ዕላማ ናይ ትምህርቲ ኣብ መዓልታ ህይወት ናጻ ምዃንን ምኽኣልን እዩ፤
- ብቐሊሉ ከም እትራኸቡ ምኽኣል
- ምኽኣል ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምርዳእን ምዝዛምን: CAF, ኣዳራሽ ከተማ, ኣባይቲ ወዘተ.
- ምፍላጥ ሕግታት፡ መሰላት፡ ግቡኣት: ክብርታት ሪፓብሊክ ምፍላጥ፡ ዜጋ ምዃን...
- በዛእ ርእስኹም ሕክምና ምውሳድ፡ ናብ ሓኪም ምኻድ፡ ባጀት ምምራሕ ወዘተ ምኽኣል
- መዘናግዒታት ኣለዎም፣ ንጥፈታት ይገብሩ: ቤተ መዘክር፣ ምርኢታት ወዘተ።
- ምርካብ ስልጠና ወይ ስራሕ
- ምኽኣል ደቅኹም ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣመዝግቡ፣ ክሕብሕብዎም ግበር...
ምፍላጡ ዘገድስ ክፍልታት፡ ዓውደ መጽናዕትን ንጥፈታትን ንኹሉ ክፉት እዩ። ንመዝገብ ዝኸውን ክፍሊት ኣባልነት ፡ ኣብ ዓመት €11 ምኽፋል ይግበኣኩም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስራሕ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ምንጣፍ ኣብ ባህላዊ መደባት
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
ምፍላጥ ባህሊ ፈረንሳይ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
elodie-sarcኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
georginaተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
supertrumpተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
unknownተርጓሚ/ሚት