Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
መተግበሪስራሕምስ Contrat Territorial d'Accueil et d'Intégration (58 - Nièvre)

ምርካብ ኣብ ሞያዊ ውህደትኩም ሓገዝ ውሰዱ

ምስ ምስ Contrat Territorial d'Accueil et d'Intégration

La Fabrique Emploi et Territoiresኣዳላዊ La Fabrique Emploi et Territoires , AGIR 58, Mission locale Nevers Sud Nivernaisኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 6 mois

ውህደት ሞያዊ ኮርስ ምስ እዚ ዝስዕብ መደበት ዝዓለመ እዩ፤

  • ኣብ ዓለም ስራሕ ናይ ምጥሓል እዋን
  • ስፖንሰርሺፕ parrainage ብሓደ ኩባንያ ንኽሰርሕ
  • ርኽበታት ኩባንያታትን ሞያታትን።
ንምስታፍ ግድን ክህሉ ዘለዎ ፤
- ኣህጉራዊ ሓለዋ ክህልዎም: ናይ ስደተኛ: ንኡስ ሓለዋ: ሃገር ዘይብሉ ሰብ ዘሎ
- ወይ ድማ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ኣብቋንቋ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝኾኑ
- ኣብ OFII CIR (ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን) ፈሪሞም ኣለዉ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብሳላ Mission Locale ከምኡውን AGIR 58 program ንሓደ ትካል ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም ን:

  • ኣብ ሞያዊ ስራሕ ምምዳብ ዝግበረሉ እዋን ምክፋል
  • ውልቃዊ ባህርያትኩም ኣማዕብሉ
  • ናይ ንግዲ ዓለም ፍለጥ: ማሕበራዊ ስርዓታት: ሕግታት ወዘተ።
  • ንዝኾነ ምልመላ ፕሮፋይልኩም ኣጉልሑ
  • ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ኣረጋግጹ።

  • ምእንቲ ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ ትካላት ንግድን ሞያታቶምን ምርካብ ይኽኣሉ።
  • ኣብ ዝተፈለለዩ ዝርከቡ ጽላታት ንጥፈታት፡ ስፌት፡ መመገቢ፡ ህንጻን ውልቃዊ ኣገልግሎታትን።

ከመይ ንገብሮ?

ናብ s.lerat@lafabriqueemploi.fr ኢመይል ክትሰዱ ትኽእሉ ኢኹም ።  

ከምኡ ውን ንምርካብ ይከኣል እዩ፤
- ናይ ኔቨርስ ሱድ ኒቨርናይስ ናይ ከባቢ ተልእኾ la Mission locale Nevers Sud Nivernais
- ወይ ካብ መደብ ኣጂር 58 AGIR 58 ( ዝመጸ በዓል ሞያ (ኣብ ካርድ ዘሎ ሓበሬታ ርአ)።

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
sandrine_lafabriquesandrine_lafabriqueኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
killian douchetkillian douchetተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
anihanihተርጓሚ/ሚት
anastasiiaboholiubovaanastasiiaboholiubovaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
nounouተርጓሚ/ሚት
diplosamdiplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles