ምስ Ateliers de français - ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ናጻ ንምዃን ክትክእሉ። - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ናጻ ንምዃን ክትክእሉ።

ምስ ምስ Ateliers de français

ኣዳላዊ Association Accion Artistica ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ ኣብ ሰሙን 3 ግዜ ንደቂ ኣንስትዮ ክፉት ዝኾነ ዓውደ መጽናዕትታት ኮይኑ ፤

  • ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃር
  • ምርዳእ ባህሊ ፈረንሳ ምርካብን ዘጠቓለለ ።
  • ከምኡውን መሰላቶም ይፈልጡን ይረኽቡን ዘኽእል እዩ።
ምፍላጡ ዘገድ ንኽትሳተፍ፡ - ጓል ኣንስተይቲ ምዃንን ኣለካ - ኣህጉራዊ ሓለዋ ክህልወካ ኣለዎ፡ ስደተኛ፡ ንኡስ ሓለዋ፡ ሃገር ኣልቦ ሰብ - ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ መንበሪ ፍቓድ ምሓድ - ኣብ OFII CIR (republican integration contract) ዝፈረማን ምዃን ይግባእ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ብኣፋውን ብጽሑፍን ብዝበለጸ ምዝርራብ
  • መዓልታዊ ቃላትን መግለጺታትን ምርዳእን ምጥቃምን።

  • ናብ ዕዳጋ ፡ ናብ ፖስታ ቤት ኪድ፡ ናብ ሓኪም ምኻድ...
  • ከምኡውን ፣ ብዘይ ጸቕጢ ተዛረብ እሞ ርእሰ ተኣማንነት ምርካብ
  • ምኽኣል ኮምፒተር ምፍላጥ።

  • ን በይንኹም ዘይምዃንን ኣዕሩኽ ምጥራይን
  • ምርኻብ ምስ ካልኦት ደቂ ኣንስትዮ ምልውዋጥ
  • ተመኩሮ ምክፋል ወዘተን የጠቓልል።

  • ንምርዳእ ባህሊ ፈረንሳ ርኸብ: ታሪኽ: ክብርታት ሪፓብሊክ: ኣብ ፈረንሳ ዜጋ ምዃን
  • ምፍላጥ መሰልካን ሓላፍነትካን ፍለጥ
  • ከምኡውን ኣቀራርባ ህዝባዊ ኣገልግሎታትን ትካላትን ኣብ ፈረንሳ።

  • ምፍላጥ ናይ ሓባር ማሕበራዊ መሰላት፡ ጥዕና፡ መንበሪ ገዛ፡ ስድራቤት ወዘተ።
  • ምርካብ ሓገዝን መብርሂታትን ኣገባባት፡ ሰነዳት ምልኣኽ፡ ቅጥዒ ምምላእ ወዘተ።
  • ከምኡውን ስራሕ ንምርካብ ዝሕግዙ ምኽርታትምርካብ ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ምድዋን ብስልኪ፡ 01 48 23 93 49
  • ምስዳድ ብኢመይል ፡ espaceneruda93@gmail.com
  • ኣብ ቦታ: እዩ ኣድራሻና 1 All. de l'Isle Adam, 93200 Saint-Denis
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 1 All. de l'Isle Adam, 93200 Saint-Denis, France
  • 01 48 23 93 49
  • espaceneruda93@gmail.com
Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • accionaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • veronicasiተርጓሚ/ሚት
  • nour alhindiተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • marimerkushevaተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • mspተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles