Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ Association Réponse

ኣዳላዊ Association RÉPONSE ኣቐድዲሙ ዝነበረ 7 місяців тому

እዚ ኣብ 2 ሰዓታት ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ፡ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ካብ መስከረም ክሳብ ሰነ ዝወሃብ ኮይኑ

  • ዕላምኡ ድማ ክሳብ ደረጃ B1 ምድላው ምንባብን ምጽሓፍን ምምሃር
  • ከምኡውን ናይ መዓልታዊ ህይወት ስነ-ቓላት ምፍላጥ ዘጠቓልል እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ኣመልት ምስ ኩነታትኩም ዝሰማማዕ ኮርስ ንምርካብ 7 ደረጃ ጉጅለታት ኣለዉና፤

  • ካብ ፊደላት ፈረንሳ ንምምሃር፡ ንምንባብን ንምጽሓፍን ምምሃርን ምስትምሃርን ምህላው
  • A1
  • A2
  • B1.

በዚ ድማ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ጉጅለ እንተበዝሐ 10 ሰባት ኣለዉ፣ ስለዚ ብዙሕ ግዜ ክትዛረቡን ክትስጉሙን ትኽእሉ ኢኹም።

  • እብዚ መደብ ምስ ካልኦት ተሳተፍቲ ኮርስ ባህልታት ምክፋል
  • ምፍላጥ ኣገደስቲ ቦታታት ከተማን ኣውራጃን ምብጻሕ።

ከመይ ንገብሮ?

  1. ፈለማ ቆጸራ ንምሓዝ ኢመይል ስደዱ ናብ ፡ accueil@reponse-asso.org
  2. ብትሕቲኡ በዚ ድማ፣ ድሕሪ እቲ ቆጸራ ሓደ ኣሰልጣኒ ምስ ደረጃኻ ዝሰማማዕ ኮርስ ክህበኩም እዩ።
  3. ኣብ መወዳእትኡ ኣብ ሓደ ጉጅለ ኣብ ብዙሕ ግዜ ምጽንባር ይከኣል እዩ (ኣብ ወርሒ መስከረም፡ ድሕሪ ነፍሲ ወከፍ ናይ ቤት ትምህርቲ ዕረፍቲ ግዜ)።

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • asso-réponseኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • nour alhindiተርጓሚ/ሚት
  • veronicasiተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • ambre-tradተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • george-hsተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles