ምርካብ ሓገዝ ፈረንሳ ተማሂርኩም ስራሕ ንምርካብ
ምስ ምስ CLE - Intégration
ኣዳላዊ École des Parents et des Éducateurs du Calvados , CALMEC - Caen la mer Emploi & compétencesኣቐድዲሙ ዝነበረ 7 місяців томуእንተደኣ ስደተኛታት ደቂ ኣንስትዮ ክፉት ስልጠና ን፤
- ምእንቲ ምዕባለ ብፈረንሳ
- ምፍላጥ ባህሊ ፈረንሳ ምርካብ: ክብርታት ሪፓብሊክ፣ ኣብ ፈረንሳ ዜጋ ምዃን
- ሞያዊ ፕሮጀክኹም ንምህናጽ ብሕታዊ ምኽሪ ኣለዎም።
- ምርካብ ስራሕ ።
ምፍላጡ ዘገድስ ን ምስታፍ ንኽትሳተፍ፡ - ስደተኛ ክትከውን ኣለካ፡ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ወይ ሃገር ዘይብልካ፡ ወይ ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ ክትሰርሕ ዝፈቕደልካ መንበሪ ፍቓድ ሒዝካ - ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ተመዝጊብካ - ኣብ ግዝኣት ካን territoire de Caen la Mer ክትነብር ኣለካ ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ስራሕ
ፈረንሳይ
ምምሕዳር
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ስራሕ ምርካብ፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
epe du calvadosኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
veronicasiተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marimerkushevaተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
lyna_aimተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት