Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምውሳድ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሂርካ ናይ DELF ፈተና ውሰዱ

ምስ ምስ Association Défi-Delf

ኣዳላዊ Association Défi-Delf ኣቐድዲሙ ዝነበረ 9 місяців тому

ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ን፤

  • ምሕያሽ ደረጃ ጽሑፍን ምዝራብን ፈረንሳ ከተመሓይሽ
  • ፈተና DELF (ዲፕሎማ መጽናዕቲ ቋንቋ ፈረንሳ) ኣዳልዩ ይወስድ።

ክሳብ B2 ንኹሉ ደረጃታት ትምህርቲ ንባብን ጽሕፈትን ዝምልከት ኮርሳት ኣሎ።

ትምህርቲ ምሸት፡ ኣብ ሰሙን 3 ሰዓታት ይካየድ።

ምፍላጡ ዘገድ ምዝገባ ንፈተና ብፍሉይ ክኽፈል ኣለዎ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ናይ ምሸት ትምህርቲ ኣብ መዓልቲ ትሑዝ እንተኾንኩም (ስራሕ፡ ስልጠና፡ ህጻናት) እዋን ምቹእ እዩ።

  • ቓላት መዓልታዊ ህይወትን ሞያዊ ህይወትን ምርዳእ።
  • ንባብ፡ ምጽሓፍ ምምሕያሽ
  • ኣብ ኩሉ ኩነታት ብዝበለጸ ምዝርራብ ምኽኣል ።

  • ንፈተና ንምድላው 3 ፍሉያት ክፍለ ግዜታት
  • ኣወዳድባ እቲ ፈተና ኣብ ኣብያተ ጽሕፈት ማሕበር።

ከመይ ንገብሮ?

እንተተገዲስኩም

መልእኽትኹም ኣብዚ ስደዱ ፤

  • ምሉእ ስምኩም
  • ቀዳማይ ስምኩም
  • ናይ ኢመይል ኣድራሻኩም
  • ቁጽሪ ተሌፎንኩም
  • ድሌታትኩም (ደረጃ ፈረንሳ፡ መዓልታት ኣለዉ)።

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • défidelfኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • veronicasiተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • roman14ተርጓሚ/ሚት
  • ptrm27ተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት

Liens utiles