ምርካብ ደገፍ ንሞያን ሓፈሻዊን ውህደት ብፍላይ ንምርካብ ስራሕ
ምስ ምስ O2R Détours Créatifs
ኣዳላዊ CFP Presqu'île , Insup, Léo Lagrangeኣቐድዲሙ ዝነበረ 9 місяців томуካብ 3 ክሳብ 9 ወርሒ ዝጸንሕ ምስ ድሌታትኩምን ፕሮጀክትኩምን ዝተመጣጠነ ደገፍ ንምርካብ ዘክእል መደብ እዩ፤
- ምእንቲ ውልቃዊ ኣኼባታት ብዝበለጸ እናፈለጥኩም: ምንቅስቓስ (ምጉዓዝ) ናይ ምግባር ክእለት ክእለት: ባህርያት ንከተማዕብሉን።
- ከምኡውን ኣብ ከባቢኹምምዘሎ ዝተፈላለዩ ሞያዊ ፕሮጀክትታት ንምህናጽን ስራሕ ንምድላይን ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት ምግባር ምኽኣል
- ብዛዕባ ሞያታትን ዓለም ስራሕን ዝምልከት ሓበሬታ ክትረኽቡ ።
እቲ ዕላማ ኣብ ሞያዊ ውህደትኩም ክትዕወትቱርእሰ ተኣማንነኩም ክትድልቡን፣ ናጻ ኲኣይንኩም ክትነብሩን ዘክእል መደብ እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ -ኣብዚ ምስታፍ ምስ እትደልዩ ስደተኛ ክትኮኑ ኣለኩም፣ ወይ እውን ፡ ወይ ተጠቃሚ ናይ ድሕረባይታ፣ ወይ ግዝያዊ ወረቐት ዘለኩም፡ ወይ ሃገር ኣልቦኲይንኩም፡ ወይ ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ ምስ ናይ መንበሪ ፍቓድ ክትሰርሕ ዝፈቕደልኩም ተኽእሎ ዘለኩም፣ - ኣብ ሎየር-ኣትላንቲክ (44) ወይ ቨንደ (85) Loire-Atlantique (44) ወይ ኣብ Vendée (85) ክትነብሩ - ክትውሃሃድን ሞያዊ ፕሮጀክት ክትሃንጽን ትደሊ በጃኻ ኣስተውዕል፡ ካብ ፈረንሳ ትራቫይል ወይ ካብ ሚሽን ሎካል ወይ ምስ le programme AGIR. ፕሮግራም AGIR ደገፍ ክህልወካ የብሉን ። እቲ መደብ ብነጻ ስለዝኾነ ከከም ኩነታትካ ካሕሳ ክትረክብ ይከኣል እዩ ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
319 Route de Vannes, 44800 Saint-Herblain
06 99 28 36 13
o2r@cfp-presquile.com
44190 Clisson, France
07 63 75 32 29
o2r@cfp-presquile.com
85000 La Roche-sur-Yon, France
06 58 14 48 86
o2r@cfp-presquile.com
23 bis rue de l’étoile du matin, 44600 Saint-Nazairz
06 12 12 26 38
pdl@leolagrange-formation.fr
68 bd des Champs Marots, 85200 Fontenay le Comte
06 83 63 78 74
lucon@insup.org
Chargement de la carte...
ስራሕ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ስራሕ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ምንጣፍ ኣብ ባህላዊ መደባት
ዝነብረሉ ከተማን ዞባን ምፍላጥ፣
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
cfpኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
salma-tradተርጓሚ/ሚት
veronicasiተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
lynaተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት