ምርካብ ሓግዝን ቋንቋ ፈረንሳ ተማሂርኩም ሞያዊ ደገፍ ምርካብን
ምስ ምስAvec Tremplin linguistique vers l’emploi pour les femmes diplômées - (Parcours Langue et Transmission) - Niveau B1
ኣዳላዊ EMA - École Monique Apple , Jeu de Paumeኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 17 joursምስ ደረጃኻ ዝተመጣጠነ ናይ ፈረንሳ ኮርሳትን ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታትን ብዓወት ናብ ሓይሊ ስራሕ ክትኣቱ ዝሕግዙኻ።
እዚ ናጻ መደብ ስልጠና ን405 ሰዓታት ዝጸንሕ እዩ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓባሬታ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሓ ትሕቲ 5 ዓመት መንበሪ ፍቓድ ዘለወን ደቂ ኣንስትዮን ጽግዕተኛ ቆልዑ ዘለወን ወይ ደቀን በይነን ዘዕብያ ደቂ ኣንስትዮን ቀዳምነት ከም ዝወሃበን ኣስተውዕሉ።
ህርመት ወይ ናይ ግዜ ገደብ :እንተወሓደ 20 ሰዓታት ኣብ ሰሙን ን4 መዓልታት: ሰኑይ: ሰሉስ: ሓሙስን ዓርብን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ ሰዓት 16ድ.ቀ
1ይ ክፍሊ፡ 21 መሽኸረም 2026 - 5 የካቲት 2027
2ይ ክፍሊ፡ 1 መጋቢት 2027- 17 የካቲት 2027
1. ፈረንሳ፡ ፈረንሳ ከም ቋንቋ ወጻኢ ኮርሳት (126 ሰዓታት)፡ ናይ ገምጋም ዓውደ መጽናዕትታት (72 ሰዓታት)፡ ድምጺ (18 ሰዓታት)፡ ፈረንሳ ብትያትር (27 ሰዓታት)፡ ሲቪካዊ ስልጠና (27 ሰዓታት)፡ ናይ ኦንላይን ትምህርቲ መድረኽ (45 ሰዓታት)
2. ስራሕን ብቕዓትን፡ ሞያዊ መንገዲ ዓውደ መጽናዕትታት (45 ሰዓታት)፡ ማሕበራውን ሞያውን ደገፍ (4 ሰዓታት)
3. መደብ ስነ-ጥበብን ምትሕልላፍን፡ ምስ ጀው ደ ፓውም ናይ ሽምግልና ክእለት ንምምዕባል ዝግበር ስነ-ጥበባውን ኣንስታዊን ዓውደ መጽናዕትታ Jeu de Paume (45 ሰዓታት)።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
10b Rue Henri Ribière, 75019 Paris, France
ፈረንሳይ
ስድራ-ቤት
ስራሕ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ምንጣፍ ኣብ ናይ ቆልዑ መደባት
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
école monique appleኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
igornrgተርጓሚ/ሚት
veronicasiተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
salma-tradተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት