ምህላው መንበሪ ገዛ ንምርካብ ድጋፍ ይግበረልካኩም ምእንቲ።
ምስ ምስ Relais - ASSIMMO
ብሕታዊ ደገፍ ምስ ዳይናሚክ ጋንታ ን
- ምስ ኩነታትኩም ዝሰማማዕ መንበሪ ርኸብ: ተማሃራይ፣ ደላዪ ስራሕ፣ ተቐባሊ RSA ወይ AAH ፣ ኣብ ስልጠና ዘሎ ሰብ፣ ወዘተ።
- ክትወስዶ ዘለካኣገባባት ምርዳእ
- ሰፊርኩም ኣብ መንበሪኻ ምጽናሕ።
ምፍላቱ ዘገድስ መንበሪ ገዛ ንምርካብ ልዑል ኣታዊ ኣየድልየካን እዩ። እቶም መንበሪ ኣባይቲ ብቐንዱ ኣብ ከባቢ ከተማ ( ናብ ሓንቲ ከተማን ከባቢኣን ቀረባ) ከምኡ’ውን ኣብ ማእከል ከተማ ይርከቡ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 17 Rue de la Font de Fer 18 000, 18000 Bourges, France
- 02 48 24 25 23
- assimmo18@lerelais18.fr
- 7 Rue des Minimes, 58000 Nevers, France
- 09 71 00 28 53
- assimmo58@lerelais18.fr
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
polelogement18ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
veronicasiተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
