ምድላው ንሞያዊ ውህደት ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር
ምስ ምስ Avec Parcours linguistique à visée professionnelle (généraliste)
ኣዳላዊ Espace Proximité Emploi / Salle Saint Bruno , L'île aux langues, EPN - La Goutte d'Ordinateurኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 moisእዚ መደብ እዚ ኣብ መበል18ᵉ ዞባ ወይ ደፓርትመንት ብምባል ዝፍለጥ ዞባ ፓሪስ ን4 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ ደገፍ መደብ እዩ
- ምእንቲ ንምምሕያሽ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ (ብጽሑፍ/ኣፋዊ)
- ከምኡውን ንምምሕያሽ ኣብ ምድላይ ስራሕ ኣብ ዲጂታላዊ መሳርሒታት ዘለኩም ምልከት
- ምርካብ ስራሕ፣ ስልጠና ወይ ሞያዊ ምስክር ወረቐት ምርካብ።
ምፍላጡ ዘገድስ፣ ኣብዚ ንምስታፍ ምስ እትደልዩ - ብቅዓት ዝሓለወ ደረጃ A1 ብጽሑፍን ኣፋውን ክህልወኩም ኣለዎ - ኣህጉራዊ ሓለዋ፣ ወረቐት ምህላው (ስደተኛ፡ ንኡስ ሓለዋ፡ ሃገር ዘይብሉ ሰብ) ወይ ግዝያዊ ሓለዋ ክህልወኡም ይግባእ። - ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ካብ 5 ዓመት ዘይመልእ መንበሪ ፍቓድ ዘለዎ - ኣብ OFII CIR (ሪፓብሊካዊ ውህደት ውዕል) ፈሪምኩም - ኣብ ፓሪስ ክትነብር ኣለኩም፣ ነበርቲ ናይ ከተማ ፖሊሲ ኣውራጃታት (QPV) ከም ናይ Goutte d'Or ኣብ ፓሪስ 18th ቀዳምነት ኣለዎም .
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
19/21 rue de Chartres, 75018 Paris, France
01 53 09 99 57
mvandamme@sallesaintbruno.org
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ስራሕ
ምምሕዳር
ስልጠናታት ውሰድ፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
epe - ssbተርጓሚ/ሚት
veronicasiተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
taghridተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት