ምምሃር ቈንቈ ፈረንሳ ተማሂርኩም ፈተና ውሰዱ
ምስ ምስ Plateforme d'intégration FLE / FLI
ኣዳላዊ Institut de formations interprofessionnel Allier (IFI 03) , France Travail, Préfet de l'Allier, France Education International, E2C Allierኣቐድዲሙ ዝነበረ місяць томуምርካብ ቋንቋ ንፈረንሳ ንምምሃር ኩለ መዳያዊ ደገፍ ምስ፤
- ምህላው ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ዝምልከት ገምጋም
- ምርካብ ሓበሬታ ብዛዕባ መፍትሒታት ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ፡ ኣብ ጥቓ ዘሎ ስልጠናን ንዘሎ ምስክር ወረቐትን።
- ምፍላጥ ምኽኣል ኣበይ ክትምዝገብን ከም ዘለኩም ዝሕብር ምኽርታት ክም ዝርከብ
- ምህላው ንደረጃታት ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ፡ A1, A2 and B1
- ምስታፍ ምስታፍ ኣብ ንፈተናታት TCF, DELFን DILFን ንምምሕዳር ዝሕግዝ ማእከል ፈተና እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
11 route de Paris, 03000 Avermes, France
04 70 35 13 52
o.cellier@ifi03.com
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
plateforme d'intégration fli/fleኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
veronicasiተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት