Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ኣብ ህንጻ ንምስራሕ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ Tremplin vers le BTP

ኣዳላዊ Abajad ኣቐድዲሙ ዝነበረ 10 місяців тому

ምውሳድ ስልጠና ኣብ ንዓውዲ ህንጻ ፕሮፌሽናል ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር ናይ 2 ሰሙን ስልጠና ኮርስ ምስታፍን ምስ እዞም ዝስዕቡ ነገራት፤

  • ፈለማ ሞያዊ ኮርሳት ፈረንሳ ቴክኒካውን ፍሉይን ቃላት ህንጻ ዘገልግሉ ሓረጋትን ምልላይ(ህንጻታትን ህዝባዊ ስራሓትን) ንምምሃር
  • ኣብ ምንቅስቓስ (ምጉዓዝ ምኽኣል)፡ ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂ፡ ርእሰ-ምትእምማንን ምምሕዳራዊ ኣገባባትን ዝምልከት ዓውደ መጽናዕትታት ምስታፍ
  • ኣብ ጽላት ህንጻ ዓሙቕ ኣፍልጦ ዘካተት መዓልታት ምህላው
  • ከምኡውን ቀዋሚ ስራሕ ንምርካብን ምስቲ ትካል ጽቡቕ ጌሩ ንምውህሃድን ውልቃውን ንዓኹም ዝምጥንን ደገፍ ምርካብ
  • ምርካብ ናይ መወከሲ ዝኸውን ደገፍ።
ምፍላጡ ዘገድስ፣ ኣብዚ ንምስታፍ ዝኻል ሰብ - ስደተኛ ክትከውን ኣለዎ፡ ወይ ተጠቃሚ ትሕተን -ሃገራዊ ሓለዋ፡ ወይ ሃገር ኣልቦ፡ ወይ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸናሕካ ትሕቲ 5 ዓመት ዝጸናሕካ ምስራሕ ፍቓድ ዝህበካ መንበሪ ፍቓድ ዘለዎ - ኣብ ኢንዱስትሪ ህንጻ ክትሰርሕ ዝደሊ - ልዕሊ 18 ዓመት ዝዕድሚኤም ሰባት -ኣብ ክፍሊ 93 ክትነብርን ኣብ ቀዳምነት ዝወሃቦ ከባቢ ከተማ Est Ensemble ክትነብርን - ደረጃ A.1.1 ወይ A1 ብቋንቋ ፈረንሳን ንባብን ሞያን ኣለዎም። - ን2 ሰሙን ናይ ስልጠና እዋን ድሉዋት ምዃን ። እቲ ስልጠና ንሓተቲ ዑቕባ ክፉት ከምዘይኮነ ኣስተውዕሉ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምህላው ኣፍልጦ ን ዲጂታላዊ መሳርሒታት ምጥቃም : ናይ ኢመይል ኢንቦክስ ምኽፋት፣ መልእኽቲ ምልኣኽን ምንባብን፣ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽናት ምርካብ፣ CV,ሲቪ ምጽሓፍ፣ ኣብ ኢንተርነት ስራሕ ምድላይ ወዘተ።

  • ንምፍላጥ ናይ ህንጻ ኢንዱስትሪ ቴክኒካዊ ቃላት ተማሃሩ
  • ከምኡውን ስራሕ ንምርካብ ሞያዊ መርበብኩም ምምዕባልን።

  • ንግዳዊ ዓለም ዳህስሱ: ማሕበራዊ ስርዓታት: ሕግታት ወዘተ ለጡ።
  • ኣቃውማኹም፡ ኣዘራርባኹም፡ ኣካላዊ ምንቅስቓስኩም ከመይ ጌርካ ከም እተመዓራርይዎ ፍለጡ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብዚ መመልከቲ ንምቕራብ፡ ቅጥዒ ምዝገባ ምልእዎ

ከምኡውን በዚ ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም፤

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • abajadኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • veronicasiተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • nour alhindiተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles