ምምሃር ፈረንሳ ምዝራብ ንባብ: ጽሑፍን
ምስ ምስ Cours de français le soir
ኣዳላዊ Ecole des Actes ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 місяці томуእቲ ስልጠና ፣ ንመዓልታዊ ህይወት ፈረንሳ ምዝራብ፡ ምንባብን ምጽሓፍን ንምምሃር ዝሕግዙ ኮርሳት እዮም።
እቶም ን ኹሉ ግዱስ ክፉት ዝኾነ ኮትስ እዚ ወትሩ ሰሉስ ን ሓሙስ ን ሰዓት 16h30ክሳብ 18h ከምኡውን ቀዳም ካብ de 17hክሳብ 18h30. እዩ
እዚ ኮርስ እዚ ብዘይካ ውሱን እዋን ካብ 15ሓምለ ክሳብ 15 መስከረም፣ ግን ዕጹው እዩ.
ምፍላጡ ዘገድስ ፣ ምስታፍ ኣብ ክፍልታት ምስታፍ ይከኣል እዩ። ኣብ ዘለኻሉ እዋን፣ ስሩዕ ምምጻእ ይምረጽ ግን ግዴታ ኣይኮነን።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
29 Rue Charles Tillon, 93300 Aubervilliers, France
06 22 53 76 77
administration@ecoledesactes.org
Chargement de la carte...
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
ecole des actesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
veronicasiተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rama anzouተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
shayanroushanተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት