ምውሳድ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ A1ን A2ን
ምስ ምስ Femmes Initiatives
ኣዳላዊ Femmes Initiatives ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуደረጃ A1ን A2ን ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት ምስ፤
- 3 ሰዓታት ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ሰሙን 3 ግዜ
- ኣብ ሰሙን 2 ሰዓታት ምዕላል ምኻኣል
- ኣብ ሰሙን 2 ሰዓታት ሳይንስ ኮምፒተር ምምሃር
- ምርካብ ንምምሕዳራዊ ኣገባባት ዝግበር ደገፍ ምሃብ
- ምርካብስራሕ ንምድላይ ዝሕግዝ ምኽሪ
- ምስታፍ ባህላዊ ምብጻሕ።
ንምስታፍ ናይ ግድንክፍጸሙ ዘለዎም ነገራት
- ኣብ ፓሪስ ዝተኣንገደ ወይ መንበሪ ኣድራሻ ክህልዎ ክኽውን ይግባእ
- ከምኡውን ሓታቲ ዑቕባ፡ ወይ ስደተኛ፡ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ወይ ሃገር ዘይብሉ ሰብ ክኸውን
- ኣብ መበቆል ሃገርኩም ትሕቲ 3 ዓመት ናብ ቤት ትምህርቲ ዝተመሃርኩም ምዃን
- ከምኡውን ኣብ OFII ኮርሳት ወዲኦም CIR ፈሪሞም ኣለዉ።
- ኣብ መወዳእታ ድሕሪ ኮርሳት ኣብ OFII ኣብ ደረጃ A1 ምብጻሕ የድሊ።

ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጉዳያተይ ባዕለይ አሳልጥ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ምፍላጥ ባህሊ ፈረንሳይ፣
ዝነብረሉ ከተማን ዞባን ምፍላጥ፣
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
fiparis13ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
killian douchetተርጓሚ/ሚት
rama anzouተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
alinasdተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
mspተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት