ምርካብ ሓገዝ ኣብ ምክትታል ውላድኩም ከም ወለዲ
ምስ ምስ Ateliers parentalité
ኣዳላዊ Assistance Scolaire, Linguistique et Culturelle ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуእዚ ንወለዲ ንምሕጋዝ ብኢንተርነት ዝግበር ዓውደ መጽናዕትታት፤ ብ ኦላይን ን ምሓዞም ዝዓለመ ኮይኑ
- ከም እኒ ትምህርቲ ህጻናት (ስርዓት ቤት ትምህርቲ፡ ርክብ ምስ መምህራን ወዘተ) ምርዳእን ምክትታልን ዝኣመስሉ ኮይኑ ብተወሳኺ ድማ
- እዚ መስርሕ ፣ኮምፒተር፣ ስማርትፎንን ኢንተርነትን ምጥቃም (ማሕበራዊ መርበባት፣ ድሕንነት፣ ናይ ስክሪን ግዜ ወዘተ)
- ከምኡውን ፣ ብማዕዶ ኣብ ኢንተርነት (CAF, Doctolib, ወዘተ) ምምሕዳራዊ ኣገባባት ክፍጸሙ ይሕግዝ።
ምፍላጡ ኣገዳሲ እዞም ዓውደ መጽናዕትታት እዚኣቶም ኣብ መበል 10ይ፣ 11ይን 19ይኣሪንዲዝማ ፓሪስ ኣብ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ዝነብሩሉ ከባቢታትን ፖለቲካዊ ከባቢታትን ንዝነብሩ ወለዲ ጥራይ ዝተሓዝኡ እዮም። ኣብ መዓልቲ ምዝገባ፡ መረጋገጺ ኣድራሻ ምስ ኣድራሻኻ ሒዝካ ክትመጽእ ኣለካ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ስድራ-ቤት
ቤት ጽሕፈታት
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ምኽሪን ን ወለዲ
ቤተሰባዊ ጉዳያት
ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጉዳያተይ ባዕለይ አሳልጥ፣
ምስላጥ ጉዳያት ቤተሰበይ ጉዳይ መርዓ ውላድ ወዘተ፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
aslcኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
irenegndተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት