ምስታፍ ኣብ ዲጂታላዊ ዓውደ መጽናዕትታት ምክፋልን መሳርሒታት ኮምፒተር ብትሑት ዋጋ ምግዛእን።
ምስ ምስ Médiation Numérique
ኣዳላዊ Tr@nsnuméric ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansምህላው እዚኦም ንኹሉ ክፉታት ዝኾኑ ዲጂታላዊ ዓውደ መጽናዕትታት እዮም። ኣብ ምዝገባ ኣማኸርቲ ንዝሕግዙሉ፤
- ኮምፒተር፣ ስማርትፎን፣ ጣብላ ብብቕዓት ምጥቃም
- መሰረታዊ ነገራት IT ምፍላጥ: ናይ ኢመይል ሳጹን ምፍጣር፣ ሓበሬታ ምድላይ ወዘተ።
- ኣብ ኢንተርነት ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምፍጻም፡ ፋይል ምልኣኽ፡ ቅጥዒ ምምላእ ወዘተ።
ዝተሓደሰ ናይ ዴስክቶፕ ወይ ላፕቶፕ ኮምፒተር ብትሑት ዋጋ ምግዛእ ይከኣል እዩ ።
ቅድሚ ሕጂ ዝተሓደሰ መሳርሒ ኣብ ጥቕሚ ይውዕል እኳ እንተነበረ፡ ብዝሓሸ ዋጋ ክሽየጥ ግን ተጸጊኑ፡ ተፈቲኑን ተረጋጊጹን እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 11 Av. Rondereau, 47200 Marmande, France
- 07 44 44 83 94
- contact.projets@transnumeric.fr
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
transnuméricኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nora42ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት