ምስታፍ ኣብ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ንጀመርቲ
ምስ ምስ Alpha Express et Alpha Link
ኣዳላዊ Abajad ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуእዚ ናይ ፈረንሳዊ ልምምድ ናብ ደረጃ A1 ንምብጻሕ ምስዝዓለመ ኮይኑ፣
- ን 245 ሰዓታት ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
- ምስ ንፈተና TCF (ፈተና ፍልጠት ፈረንሳ) ናይ 10 ሰዓታት ምድላው
- ከምኡውን ንምምሕዳራዊ ኣገባባት ዝምልከት ምኽሪ ምሃብ
- ባህላዊ ንጥፈታትዘሎዎ ምዃኑ’ዩ።
ኣብ ንውሓት ግዜ ስልጠና፡ ምስ እንመጽእ ድማ 7 ሰሙን ምሉእ ግዜ
ሰዓታት፡ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 5 (ሞያዊ ወይ ናይ ክንክን ህጻናት ጸገማት እንተሃልዩኡም ከም ዝሰማማዕ ኮይኑ እዩ ተሰሪዑ)።
ሰዓታት፡ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 5 (ሞያዊ ወይ ናይ ክንክን ህጻናት ጸገማት እንተሃልዩኡም ከም ዝሰማማዕ ኮይኑ እዩ ተሰሪዑ)።
ንምምዝጋብ ግድን ክማልኡ ዘለዎም ነገራት፤
- ወረቀት ምህላው (ስደተኛ፣ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፣ ሃገር ዘይብሉ ሰብ)
- ናይ ግድን ምስ OFII ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) ፈሪሙ
- መነባሮኹም ኣብ ፓሪስ ዝተኣንገደ ክኸውን፣ ወይ ኣብ ክፍሊ 75 ናይ መንበሪ ኣድራሻ ክህልዎ፣ ወይ ምስ ፓሪስ ርክብ ክህልዎም (75)።
- ወረቀት ምህላው (ስደተኛ፣ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፣ ሃገር ዘይብሉ ሰብ)
- ናይ ግድን ምስ OFII ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) ፈሪሙ
- መነባሮኹም ኣብ ፓሪስ ዝተኣንገደ ክኸውን፣ ወይ ኣብ ክፍሊ 75 ናይ መንበሪ ኣድራሻ ክህልዎ፣ ወይ ምስ ፓሪስ ርክብ ክህልዎም (75)።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት
ስራሕ
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
abajadኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rama anzouተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
killian douchetተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት