ምስ Avec RéAGIR(E) - ምኽኣል ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ምርካብ ስልጠና - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምኽኣል ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ምርካብ ስልጠና

ምስ ምስ Avec RéAGIR(E)

ኣዳላዊ Mission locale de Paris ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ሚሽን ሎካል ደ ፓሪስ ን130 ተጠቀምቲ CIR ንዝስዕቡ ብሕታዊ ናይ ደገፍ መደብ የቕርብ ፤ bénéficiaires du CIR

  • ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ: ደረጃ ፈተና፣ ምርምርን ምስ ድሌታትካ ዝተመጣጠነ ኮርሳት ዝቐንዐ ኣንፈትን ፍለጡ።
  • ኣብ ማሕበራውን ሞያውን ጻዕርታትካ: ስራሕ: መንበሪ ኣባይቲ ወዘተ ክትሕገዝ።
ምፍላጡ ዘገስ ምስታፍ ግድን፤ - ነባሪ ኣብ ኣብ ፓሪስ ዝተኣንገደ ወይ ኣድራሻ ክህልዎ (75) - እዚ ዕድመ ናይ እቲ ዘመልክት ካብ 18 ​​ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኡ ክኸውን - ምህላው ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ካብ ዘይትርከብ ሃገር - ምህላው ኣብ ፈረንሳ ክትሰርሕ ፍቓድ ዝህበካ መንበሪ ፍቓድ - ኣብ CIR ፈሪሞም ኣለዉ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምፍላጥ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክትፈልጥ ኢኻ፤

  • ምርካብ ምሃብ ጽሑፋዊ ገምጋም (ጽሑፍ ምጽሓፍን ምንባብን)
  • ኣፋዊ ገምጋም (ምርዳእን ምዝራብን)
  • ብዛዕባ ድሕረ ባይታኻን ትጽቢታትካን ተዛረብ።
ምፍላጡ ዘገድስ ሳላ እቲ ብዙሕ la Mission Locale ሽርክነት ሚሽን ሎካል ደ ፓሪስ Paris,፡ ምስ ድሌታትካ ዝሰማማዕ ኮርሳት ፈረንሳ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ።

ኣብ ሰሙን ሓደ ወይ ክልተ ግዜ ምስ ፍሉይ ጉጅለ ወለንተኛታት ኣብ ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕቲ ትሳተፍ፤

  • ናይ ፈረንሳ ዕላል ዓውደ መጽናዕቲ (ጽሑፍ ምጽሓፍን ምንባብን)
  • ብዛዕባ መዓልታዊ ኣርእስታት ተዛረብ(ምርዳእን ምዝራብን)
  • ኣብ ጉጅለ ጽቡቕ ግዜ ኣሕልፉ።
ምፍላጡ ዘገድስ እዞም ዓውደ መጽናዕትታት ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ዘይኮኑን ቅድሚ ኮርሳት ምጅማሮም ክትስጉም ዘኽእሉኻ እዮም።ኣብ ምሉእ ዓመት ባህላዊ ምውጻእ እውን ይውደብ: ምብጻሕ ናብ ቤተ መዘክር ፓሪስ ወይ ኣብ ከተማታት ምጉዓዝ።

ምሕጋዝ ኣብ ምሉእ ጉዕዞኻ ዝተመደበልካ ውፉይ ማሕበራውን ሞያውን ውህደት ኣማኻሪ ኣለካ። ንሳቶም ክሕግዙኻ እዮም፤

  • ምህናጽ ውምቃዊ ሞያኹም
  • ስራሕ ወይ ስልጠና ድለዩ
  • ንምምሕዳራዊ፣ ማሕበራዊ (ናብ ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ምውካስ፣ ምኽሪ ኣባይቲ ንዝተቖፀሩ ውልቀሰባት)፣ ከምኡ እውን ቋንቋዊ ፀገማት መፍትሒ ድለዩ...ወዘተ
ምፍላጡ ዝገድስ ሓደ ናብ ዝምእምእ መዋቕራትን ቅድመ-ምድላዋትን ዝመርሓካ ውፉይ ናይ ፕሮግራም ሓላፊ ኣሎ።

ከመይ ንገብሮ?

እዚ ኣብ ሓደ ካብቶም ናይ ሚሽን ሎካል Mission Locale ደ ፓሪስ ቦታታት መጺእኩም ክትምዝገቡ ትኽእሉ ኢኹም (ንኣድራሻታትን ናይ ስራሕ ሰዓታትን ኣብ ታሕቲ ዘሎ ካርታ ርአ)፣ ከከምቲ እትነብረሉ ኣውራጃ።

ምፍላጡ ዘገድስ ህዝባውያን ኣብተን ወብሳይትና ኣለኩም les 6 sites parisiens.
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 29/31 rue des Boulets 75011 PARIS
  • 01 44 93 81 23

  • 24/26 rue de Chatillon - 75014 Paris
  • 01 40 52 77 30

  • 93 rue Jeanne d'Arc - 75013 PARIS
  • 01 45 85 20 50

  • 9 impasse Milord - 75018 PARIS
  • 01 44 85 01 18

  • 75020 Paris, France
  • 01 44 64 86 10

  • 65 rue d'Hautpoul - 75019 PARIS
  • 01 53 72 81 40
Chargement de la carte...

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • chloe jarosz mlpኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • moreauተርጓሚ/ሚት
  • nour alhindiተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • shayanroushanተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • anihተርጓሚ/ሚት
  • igornrgተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles