ምርካብ ሓገዝ ን ሕጋዊ መስርሕ ኣብ ኣብ ሻረንተ-ማሪታይም Charente-Maritime
ምስ ምስ Accompagnement Juridique pour l'Intégration des Primo-Arrivants (AJIPA)
ኣዳላዊ CIDFF Charente Maritime ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуCIDFF17 ከከም ኩነታትኩም ኣብ ሕጋዊ ኣገባባት ደገፍ ምስ እትደልዩ ኣብ እዚ ዝስዕብ ነገራት ምርካብ የኽእለኩም
- እንተደኣ ምሕዳስ መንበሪ ፍቓድ፣ መመልከቲ ሰነድ ጉዕዞ ወይ ሰነድ ምንቅስቓስ ንትሕቲ ዕድመ ወጻእተኛታት (DCEM)ምስ እትደልዩ
- ደቅኹም ወይ መጻምድትኹም ኣምጽእ: ምጥርናፍ ስድራቤት ምስ እትደልዩ
- ንምቕራብ ንዜግነት ፈረንሳ ዝምልከት ሕቶ ምሕታት ምስ እትደልዩ
- ከምኡውን ካልኦት ምስ ኩነታቶም ዝተኣሳሰሩ ሕቶታት፡ ለውጢ ኩነታት፡ ሕጊ ስድራቤት፡ ሕጊ ዕዮ ወዘተ።
ኣዝዩ ዘገድስ ሓበሬታ ክትስነዩ ግድን ከተማልእዎ ዘለኩም ነገራት
- ፈለማ ስደተኛ፣ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ ምኳን፣ ወይ ሃገር ዘይብሉ ሰብ ምዃን
- ብተወሳኺ ኣብ OFII ኮርሳት ወዲኦም ቅድሚ 5 ዓመት ኣብ ዘይመልእ ግዜ CIR ዝፈረምኩም ምዃን።
- ፈለማ ስደተኛ፣ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ ምኳን፣ ወይ ሃገር ዘይብሉ ሰብ ምዃን
- ብተወሳኺ ኣብ OFII ኮርሳት ወዲኦም ቅድሚ 5 ዓመት ኣብ ዘይመልእ ግዜ CIR ዝፈረምኩም ምዃን።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
2 Rue Braille, 17000 La Rochelle, France
05 46 41 18 86
contact@cidff17.org
95 Rue Thiers, 17300 Rochefort, France
05 46 41 18 86
contact@cidff17.org
18 Bd Guillet Maillet, 17100 Saintes, France
05 46 41 18 86
contact@cidff17.org
19 Av. Paule Maraux, 17300 Rochefort, France
05 46 87 07 00
contact@cidff17.org
Quartier Gélinerie, 18 rue Mermoz, 17300 Rochefort, France
05 46 41 18 86
contact@cidff17.org
Chargement de la carte...
ቤት ጽሕፈታት
ስራሕ
ብዛዕባ ኩነታትካ ምስላጥ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ምስላጥ ጉዳያት ቤተሰበይ ጉዳይ መርዓ ውላድ ወዘተ፣
ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጉዳያተይ ባዕለይ አሳልጥ፣
ገዛ ኣብ ምርካብ ዝግበር ኣሰራርሓ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
cidff17ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
irenegndተርጓሚ/ሚት
charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
mcpessonተርጓሚ/ሚት
imane-tradተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
khalifa__ተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት