ምህላው ሓገዝ ኣብ ሞያዊ ውህደትኩም
ምስ ምስ Programme BOP 104 - Humando Hauts-de-Seine
ኣዳላዊ Humando , DRIEETS UD 92ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 10 joursእንተደኣ ኣብ ፈረንሳ ኣብ ማሕበራውን ሞያውን ውህደት ክዐት ደሊኹም ብሕታዊ ዝኾነ ናይ ደገፍ መደብ ምስ እትደልዩ፤ ፈለማ
- ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ሞያዊ ደገፍ፣ ኮርሳት ፈረንሳ
ምፍላጡ ዘገድስ ሁማንዶ ግዝያዊ፣ Humando CDD, CDI ውሱን ግዜ፣ ቀዋምን ስልጠናን ስራሕ ይቖጸር: ኣብ ሎጂስቲክስ፣ ኢንዱስትሪ፣ ህንጸት/ህዝባዊ ስራሕቲ፣ መመገቢ፣ ኣገልግሎት...ን ካልኦት ዓውድታትን!
- ምምሕዳራዊ ሓገዝ (ጥዕና፣ መንበሪ ኣባይቲ)
- ሕብረተሰብ ፈረንሳ ንምርዳእ ዝዓለመ ዓውደ መጽናዕትታት፡ ባህላዊ ምውጻእ...ወዘተ
ምፍላጡ ዘገድስ ንኽትሳተፍ፡ - ናይ ህይወት ፕሮጀክት ንምህናጽ ወለንተኛን ድራኸ ዘለዎን ክትከውን ኣለካ - ካብ 2020 ጀሚርካ ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ ክትከውን ኣለካ - ከምኡ’ውን ኣብ OFII CIR (Contrat d'intégration républicaine) ምፍራም - መንበሪኹም ወይ ኣድራሻ ፖስታ ኣብ ክፍሊ ናይ...ወተዘ Hauts-de-Seine (92)ሃውትስ-ደ-ሴን (92)።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ስራሕ
ምምሕዳር
ፈረንሳይ
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ስራሕ ምርካብ፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ነቲ ዝመሃሮ ስልጠና ክኸፍል ምኽኣል፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
hemma-jari-humando92ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
moreauተርጓሚ/ሚት
rama anzouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት