Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ቋንቋ ፈረንሳ ተማሂርካ ስራሕ ክትደሊ ሓገዝ ረኸብ

ምስ ምስ Femmes vers l'emploi

ኣዳላዊ ANEPA Tremplin ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ካብ ደረጃ ምጽሓፍን ምንባብን ክሳብ B1፡ ን

  • እዚ ኣብ ዝተፈላለየ ኩነታት ምዝርራብ
  • ምድላይ ስራሕ ድለዩ።
  • ኣብ መዓልታዊን ሞያውን ህይወት ናጻ ምዃን ።
ምፍላጡ ዘገድስ ም ኮርሳት ንምስታፍ ግድን፤
- ኣብ ፈረንሳ ጓል ኣንስተይቲ ካብ ዝኾና 5 ዓመት ዘይመልእ እየን።
- ኣብ OFII ናይ ፈረንሳ ኮርስ ወዲኦም ኣለዉ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምኽኣል ምንባብን ምጽሓፍን ተማሃር
  • ኣብ መዓልታዊን ሞያዊን ህይወት ምዝርራብ።

  • መብርሂታት ምምሕዳራዊ፡ ትምህርታውን ቁጠባውን ስርዓት ፈረንሳ
  • ኣቀራርባ ታሪኽን ባህልን ።

  • ሲቪ ምግባር CV
  • ንሓደ ቢዝነስ ከመይ ጌርካ ከም እትምርምርን ርክብን ምፍላጥ
  • ናይ ስራሕ ምቕራብ ቃላት ተማሃር።

  • ኣብ ልዮንን Lyon ከባቢኡን ከመይ ጌርካ ከም እትኸይድ ፍለጥ (ብመጓዓዝያ፡ ብመኪና፡ ብእግሪ)
  • ኣብ ወረቐት ስራሕ (ኣብ ፕረፈክቸር ቆጸራ ምግባር፣ ንማሕበራዊ ኣባይቲ ዝምልከት መመልከቲ la préfecture, demande de logement socialወዘተ) ምሕጋዝ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብተሌፎን፡ 04 72 07 02 02፡ ንሜሊካ ሕተታ
  • ብኢመይል ፡ anepa@anepatremplin.org
  • ኣብ ቦታ: 13 rue des Augustins, 69 001 ሊዮን.

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • anepa tremplinኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • belamrichaima0@gmail.comተርጓሚ/ሚት
  • moreauተርጓሚ/ሚት
  • rama anzouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles