ምርካብ ውህደት ትካል ስራሕን ኣብ ጻዕርኹም ደገፍ ምርካብን
ምስ ምስ Insertion par l’activité économique
ኣዳላዊ AFDAS DPM , CAF du Lot et Garonne, UDAF 47, Mission Locale de l'Agenais, l'Albret et du Confluent, SOLINCITE ኣቐድዲሙ ዝነበረ 10 місяців томуእዚ ምስ ሓያሎ ሞያታት ንምልምማድ ዝሕግዝ ናይ ሞያዊ ውህደት d’insertion professionnelle ብምባል ኮርስ እዩ
- ምእንቲ ብዙሕ ክእለት ዘለዎ ሰራሕተኛ መሸጣ
- ፋሽን ዲዛይነር ንምዃን
- ናይ ህጻናትን መንእሰያትን ኣላዪን ተኸናኻኒን ንምዃን
እቲ ዕላማኡ ድማ ሞያዊ ፕሮጀክት ምህናጽን ኣብ ሓደ እዋን ምስራሕን እዩ። እቶም ዝቐርቡ ውዕላት CDDI (ናይ ውሱን ግዜ ውህደት ውዕላት) እዮም። ን6 ወርሒ ዝጸንሑ ኮይኖም ን2 ዓመት ዝሕደሱ እዮም።
ምፍላጡ ዘገድስ AFDAS ንትሪንኬት ስምምዕ (መጋየጺ ኣቑሑት)፡ ኣቑሑ ገዛን ክዳውንትን ክትረኽበሉ እትኽእል ማእከል ዳግመ-ምጥቃም ከምኡ’ውን ንኹሉ ክፉት ዝኾነ ናይ ምትሕግጋዝ ድኳን ምግቢ የካይድ። ብተወሳኺ እቲ ማሕበር ካብ 3 ክሳብ 14 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ዝኸውን ናይ ትርፊ ግዜ ማእከል (ክሳብ 17 ዓመት ንዝዕድሚኦም ስንኩላን ህጻናት) ከምኡ’ውን ብዙሕ ንጥፈታት ዘለዎ ማሕበራዊ መነባብሮ ቦታ የቕርብ: ኢደ ጥበብ፣ ናይ ጽቡቕ ሂወት ዓውደ መጽናዕቲ፣ ናይ ምሕዋይ ዓውደ መጽናዕቲ ወዘተ ንበይንኻ ወይ ምስ ስድራቤት ክትበጽሖ ትኽእል።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ስራሕ
ቤት ጽሕፈታት
ስራሕ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ብዛዕባ ናይ ጥዕና ጉዳየይ ዝሳለጥ ጉዳያት፣
ገዛ ኣብ ምርካብ ዝግበር ኣሰራርሓ፣
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
rachelኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
aidlukerተርጓሚ/ሚት
khaled91ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
nakenameተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
mohammadmudasiralikhail@gmail.comተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት