ምስራሕ ኣብ ምሕላው ሓምላይ ቦታታት
ምስ ምስ Association Service Environnement
ኣዳላዊ Association Service Environnement ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуኣብ ጽላት ሓምላይ ቦታታት ናይ ምስራሕ ተኽእሎ ን፤
- ሓምላይ ቦታታት እታ ከተማ ምሕላውን ምጽራይን እዩ።
- ምኻኣል ነተን ማሽናት ምጥቃም።
ዕላና ንኽሰርሕ ክእለት ሓደ ሞያ ምምሃር፣ ብተመሳሳሊ ድማ ብናይ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምድጋፍ እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ እቶም ዝቐርቡ ውዕላት ንውሱን ግዜ ዝጸንሑ ናይ ውህደት ውዕላት (CDDI) ኮይኖም ክሳብ 2 ዓመት ዝሕደሱ እዮም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
ase47ተርጓሚ/ሚት
charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
killian douchetተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
mohammadmudasiralikhail@gmail.comተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት