ምምላኽ ቋንቋ ፈረንሳ ናጻ ርእስኹም ክትክእሉ ምግባር
ምስ ምስ Cours de français à Villefontaine

ኣዳላዊ Ensemble Vers l'Alpha (EVA) ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans
እዚ ኣብ ሰሙን 4 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ፣ ብንኣሽቱ ጉጅለታት ን
- ምእንቲ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ብዝበለጸ ኣፋውን ብጽሑፍን ምዝርራብ
- ከምኡ ውን ኣብ ፈረንሳ ዓለም ስራሕ ረኺብካ ስራሕ ብቐሊሉ ክትረክብ
- እኝተላይ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ኣብ ኢንተርነት ከመይ ጌርካ ከም እትሰርሕ ምምሃር።
ምፍላጡ ዘገድስ ትምህርቲ ከከም ደረጃኻ ካብ ሰኑይ ክሳብ ሓሙስ ይውደብ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 3 Rue Pasteur, 38090 Villefontaine, France
- 06 73 81 48 86
- coordination.assoeva@gmail.com
Passer la carte
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ስራሕ
ቤት ጽሕፈታት
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
eva38090ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
Marwa ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
ptrm27ተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት