Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ደገፍ ድሕሪ ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ንስራሕ ዝኸውን

ምስ ምስ Programme EXPLOI FLE

ኣዳላዊ Ares+ ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ ናይ 4 ወርሒ መደብ ፈረንሳ ንምምሃርን ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብን፣ ምስ፤

  • ንሞያዊ ፕሮጀክትኹም ዝግበር ደገፍ ምርካብ
  • ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ብዛዕባ ዓለም ስራሕ ዝምልከት ዓውደ መጽናዕትታት
  • ትካላት ዝደልያ ሞያታት ዝምልከት ኣቀራርባ
  • ሲቪCV ንምፍጣርን ቃለ መሕትት ስራሕ ንምሕላፍን ዝሕግዙ ምኽርታት
  • ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምሕጋዝ።

እቲ ዕላማ ኣብ መዓልታዊን ሞያዊን ህይወት ናጻ ምዃን እዩ። ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳኻ ኣመሓይሽካ ደረጃ A2 ክትበጽሕ ትኽእል ኢኻ።

ምፍላጡ ዘገድስ ትምህርቲ ፈረንሳ ኣብ ሰሙን 2 መዓልታት ን4 ኣዋርሕ ይካየድ። እቲ መስመር ካብ 27 ጥሪ ክሳብ 30 ግንቦት 2025 ዝጅምር እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምእንቲ ብኣፋውን ብጽሑፍን ብዝበለጸ ምዝርራብ
  • ከምኡውን ኣብ ምንባብን ምጽሓፍን ስራሕ።

  • ምስ ክእለትኩም ንግዳዊ ድሌታትካን ዝሰማማዕ ስራሕ ድለ
  • ኣብ ትካላት ምብጻሕን ልምምድን ምግባር።

  • መብርሂታት ብዛዕባ ስርዓት ቋንቋ ፈረንሳ (ጥዕና፡ ኣባይቲ፡ መሰላት ወዘተ)
  • ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባትካ (ሕቶታት፡ ፋይላት ወዘተ) ሓግዝ ርኸቡ ።

  • ምክያድ ባህላዊ ምብጻሕ
  • ስፖርትዊ ንጥፈር
  • ከምኡውን ምስ ሓደስቲ ሰባት ኣብ ጉጅለ ምርኻብን ምክፋልን ምኽኣል ።

ከመይ ንገብሮ?

እዚ ን ምግባር ንሓደ ማሕበራዊ ሰራሕተኛ (ማሕበራዊ ሰራሕተኛ፡ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይል፡ ናይ ከባቢ ተልእኾ ወዘተ) ነዚ ቅጥዒ ክምዝገብን ክመልኦን ክትሓትት ትኽእል ኢኻ ።

ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም፡ ናብዚ ዝስዕብ ኢመይል ስደዱ ፡ programme.exploi@ares-association.fr

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • ares+ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • killian douchetተርጓሚ/ሚት
  • rouaa karimተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • soogmad82ተርጓሚ/ሚት
  • maryamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles