Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ደገፍ ኣብ ኩሉ ስጉምትታት ናብራኹም

ምስ ምስ PAI'R

ኣዳላዊ Hestia ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ PAI'R ኣብ ሃውት-ቪየን Haute-Vienne ንዝመጹ ሓደስቲ ሰባት ዝድግፍ ናይ ሰብ ሞያ ጉጅለ ኮይኑ ነዚ ዝስዕብ ነገር ድማ ይገብር።

  • መሰላትኩም ንምርካብ፡ መንበሪ ንምርካብ፡ ቆጸራ ንምሓዝ ዝግበር ደገፍ ዝኣመሰሉ
  • ከምኡውን ኣብ መስርሕ ምድላይ ኮርስ ፈረንሳ፡ ስልጠና ወይ ስራሕ ምሕጋዝ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምፍላጥን ፣ ምጥቃም ምዕቃብን መሰላኩም
  • ሓገዝ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣገባባት ናይ ናብራ ከም እኒ ፡ ጥዕና፡ ምጥርናፍ ስድራቤት፡ መንበሪ ገዛ፡ ምንቅስቓስ፡ ክንክን ህጻናት ወዘተ ምርካብ ።

  • ምርካብ ናብ ኮርሳት ፈረንሳ ዝቐንዐ ዝልጠና
  • ምድላው ሲቪ CV ፣ደብዳቤታት...ምምልላስ ምሕጋዝ
  • ከምኡውን ኣብ ትካላት ስራሕ ልምምድን ምኣታው ምእንቲ ክትክሉ ።
  • ኣብ መወዳእታ ድማ ስልጠና ወይ ስራሕ ምድላይ መስርሕ ምክያድ

  • ናይ 2 ሰሙን ናይ ርኽበት ኮርስ ንሕጽረት ዘለዎም ሞያታት ንምርካብ፣ ንሳቶም ድማ ኣለዉ።
  • ምእንቲ ብቋንቋ ፈረንሳ ንምስጓምን ናይቲ ዝተመርጸ ሞያ ናይ መጀመርታ ሞያዊ ምልክታት ንምምሃርን ናይ 14 ሰሙን ናይ ምጥላቕ ኮርስ።

ከምኡውን ትሕቲ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መናእሰይ 12 መሕደሪ ቦታታት ኣለዉ።

ከመይ ንገብሮ?

ብዛዕባኡ ምስቲ ዝድግፈካ በዓል ሞያ ክትዛረበሉ ትኽእል ኢኻ: Ofii, France Travail / Local Mission, assistante sociale...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • bastien87ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rouaa karimተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • nora42ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • shayanroushanተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles