Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ስራሕ ንምርካብ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃር

ምስ ምስ Français pour le travail - Programme BOP104

ኣዳላዊ ParlerEmploi Formation (PEF) ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

መደባት ትምህርቲ ፈረንሳ ኣብ ሰሙን 4 መዓልታት ን2 ወርሒ፣ ን፤

  • ምኽኣል ምዝራብን ምጽሓፍን ተማሃር
  • ምኽኣል ናብ ሞያዊ ህይወት ንምእታው ምድላው
  • ምፍላጥ ባህልን ዜግነትን ፈረንሳ ምርዳእ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምእንቲ ብዝበለጸ ንምርዳእን ንምርድዳእን ን200 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ።

  • ሲቪ ጽሓፉ CV
  • ምክያድ ንናይ ምልመላ ቃለ መሕትት ተዳለዉ
  • ኣብ ሞያዊ ኩነታት ፈረንሳ ተጠቐም።

  • ምህዞታ ባህሊ ፈረንሳ፡ ስነ-ጽሑፍ፡ ሲነማ፡ ሙዚቃ...ወዘተ ምፍላጥ
  • ምፍላጥ ብዛዕባ ስርዓት ኣብያተ ትምህርቲ፣ ህዝባዊ ኣገልግሎታት...ወዘተ
  • ከምኡውን ምፍላጥ ምቕራብ መሰላትን ግቡኣትን ናይ ሓደ ፈረንሳዊ ዜጋ።

ከመይ ንገብሮ?

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • wafa-pefኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • killian douchetተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • babiloተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • anihተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles