Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
መተግበሪፈረንሳይምስ Centre de documentation sociale (55 - Meuse)

ምምሕያሽ ናይ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ፕሮጀክትታትኹም ንቕድሚት ምስጓም ምኽኣል

ምስ ምስ Centre de documentation sociale

Centre de Documentation Socialeኣዳላዊ Centre de Documentation Sociale ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እዚ ኣብ ሰሙን ውሽጢ 2 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ ምስ ወለንታውያን ን ኣብ ዝስዕቡ ጉዳይት ፤

  • ምምዕባል ብቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ጽሑፍን ምዝራብን ምዕባለ
  • ምኽኣል ኣብ መዓልታዊን ሞያውን ህይወት ዝያዳ ናጻ ክኸውን
  • ምድላው ንወግዓዊ ፈተና
  • ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ኣብ እትደልየሉ እዋን ክድገፍ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምእንቲ መዓልታዊ ፈረንሳ ምርዳእን ምዝራብን (ኣንፈት ሕተት፡ ንነብስኹም ምልላይ፡ ድሌትኩም ምግላጽ ግለጽ ወዘተ )
  • ከምኡውን ብፈረንሳ ከመይ ጌርካ ምንባብን ምጽሓፍን ምፍላጥ (ፎርም ምምላእ፡ ደብዳቤ ወይ ኢመይል ምርዳእን ምምላስን ወዘተ)

  • ምኽኣል ናብ ከባቢ፣ ናብ ሱፐርማርኬት፣ ናብ ዶክተር...
  • ምስ መሳርሕትኻ፣ ኣካየድቲ...ወዘተ
  • ምርካብ ምስ ህዝባዊ ኣገልግሎታት (ፖስታ ቤት፡ ኣዳራሽ ከተማ፡ ቤት ትምህርቲ ወዘተ) ርክብ ምግባር

ምርካብ ስራሕ ንምድላይ፡ ስልጠና ንምስራሕ፡ ንምጽናዕ ዝሕግዙ ምኽርን ኣገባባትን...ወዘተ ምኽኣል

  • እዚ DELF ዝለጥ (ብቋንቋ ፈረንሳ ናይ መጽናዕቲ ዲፕሎማ) A1, A2, B1, B2, ከምኡውን DALF (ብፈረንሳ ምዕቡል ዲፕሎማ) C1, C2
  • ምጽናዕ ሕግታት ትራፊክ።

ከመይ ንገብሮ?

  1. ምሉእ ስምኩምን ቁጽሪ ተሌፎንኩምን ናብ ingridcri55@orange.fr ኢመይል ስደዱ
  2. ቆጸራ ንምምዳብ ካብ ማእከል ማሕበራዊ ሰነዳት ዝመጽእ ጻውዒት ተጸበዩ።
  3. ናብቲ ቀዳማይ ኣኼባ ብምኻድ ነቲ ናይ ምዝገባ ቅጥዒ መሊእካ ናይ ፈረንሳ ትምህርቲ ድሌታትካ ግለጽ
  4. ምኽኣል ምትእስሳርን ምውዳብን ትምህርቲ ፈረንሳ ምስ ሓደ ምስኡ ዝኸይድ ወለንተኛ ።

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

juliepjuliepምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
cds/cri55cds/cri55ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
rouaa karimrouaa karimተርጓሚ/ሚት
mo askarimo askariተርጓሚ/ሚት
cmcmተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
diplosamdiplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anihanihተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles