ምምሃር ኣጠቓቕማ ኮምፒተርን ስማርትፎንን
ምስ ምስ La Machinerie
ኣዳላዊ Régie de quartier grenoble ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуእዚ መደብ እዚ ንጀመርቲ ብከመይ ከም እትመሃሩ፣ ኣፍልጦ ንምሃብ ነጻ ዲጂታላዊ ዓውደ መጽናዕትታት ምስታፍ ዘጠቓለለ ፤
- ፈለማ ኮምፒተርን ስማርትፎንን ብኣድማዒ መንገዲ ምጥቃም ምኽኣል
- ከምኡውን ኣብ ኢንተርነት ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምፍጻም
- ብሓፈሻ ብዘይ ስግኣት ኣብ ኢንተርነት ምእታው ክትክእሉን ዝዓለም እዩ።
ክፍለጥ ዘለዎ!
ዓውደ መጽናዕትታት ኩሉ ግዜ ዓርቢ ንግሆ ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 12 ዝጸንሕ እዩ
ዓውደ መጽናዕትታት ኩሉ ግዜ ዓርቢ ንግሆ ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 12 ዝጸንሕ እዩ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 11 Rue des Peupliers, 38100 Grenoble, France
- 06 98 97 22 84
- lamachinerie@regiegrenoble.org
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
Aceምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
margaux charvolinኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
mohieddinተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
killian douchetተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት