ምድላይ ኣብ ናንተስ ስራሕ ወይ ስልጠና
ምስ ምስ L'Entraide - Diaconat Protestant de Nantes et Job4Mi Ouest
ኣዳላዊ L'Entraide - Diaconat Protestant de Nantes , Job4Mi Ouestኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anእዚ ንዓውደ መጽናዕትታትን ደገፍን ንዝተመጣጠኑ ፤
- ምእንቲ ኣብ ሞያዊ ውህደትኦም ክሕገዙ
- ምእንቲ ናይ ስልጠና ዕድመ ወይ ስራሕ ብቐሊሉ ምርካብ
- ከምኡውን ስልጠና ወይ ንስራሕ ዕድል ብከመይከም እ ተመልክት ምምሃር
- ምርዳእ ናይ ስራሕ ዓለም ክትክእሉ
ምፍላጡ ዘገድስ እቶም ዓውደ መጽናዕትታት ንተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋን ሓተትቲ ዑቕባን ክፉታት እዮም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት