ምጥቃም ናይ ቤት መስርሕ ንኣገባባት ኣገባብ ንምክያድ
ምስ ምስ Mon Récap
እዚ ብ Mon Récap ዝፍለጥ መደብ ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ ሰነዳት መዳያት ከም እኒ ናይ ኦም ዝስዕቡ ንምጥቕላል ዝሕግዙ
- ን ኣብነት ስራሕ ወይ ስልጠና ምሃብ
- ምኻኣል ጥዕና (ሕክምናዊ ቆጸራ ወዘተ)
- መንበሪ ገዛ ( ምኽኣልክራይ፡ ምግዓዝ ወዘተ)
- ምእንቲ ክንክን ህጻናት ምህላው
- ...ብዙሓት ካልኦትን ዘጠቓለለ !
እቲ ዕላማ ንነብስኹም ክትውድብን ጠቓሚ ኣገደስቲ ሓበሬታታት ክትረክቡ ምሕጋዝ እዩ፡ ቁጽሪ ተሌፎን፡ ዕለትን ቦታን ኣኼባ፡ መለለዪታትን ምልክት ቃልን፡ ምክትታል ጉዕዞኻ...ወዘተ ዝዓለም እዩየድሊ
ኣገዳሲ ሓበሬታ! ኣብ ነፍሲ ወከፍ ቆጸራ ደፍተርካ ሒዝካ ክትመጽእ ኣይትረስዕ ምእንቲ ክጠቅመካ።
ምፍላጡ አገድስ!
ኣብዚ ደፍተር (ማሕበራዊ ሰራሕተኛ፡ ስልጠና ወይ ኣማኻሪ ሞያዊ ውህደት ወዘተ) ዝህበካ ናይ ደገፍካ ሰብ እዩ። እንተዘይብልካ ሓንቲ ክእዝዙልካ ክትሓቶም ትኽእል ኢኹም'en commander un ነጻ ድማ እዩ።
ኣብዚ ደፍተር (ማሕበራዊ ሰራሕተኛ፡ ስልጠና ወይ ኣማኻሪ ሞያዊ ውህደት ወዘተ) ዝህበካ ናይ ደገፍካ ሰብ እዩ። እንተዘይብልካ ሓንቲ ክእዝዙልካ ክትሓቶም ትኽእል ኢኹም'en commander un ነጻ ድማ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ቤት ጽሕፈታት
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጉዳያተይ ባዕለይ አሳልጥ፣
ብዛዕባ ኩነታትካ ምስላጥ፣
ብዛዕባ ናይ ጥዕና ጉዳየይ ዝሳለጥ ጉዳያት፣
ገዛ ኣብ ምርካብ ዝግበር ኣሰራርሓ፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
mon récapኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
naghamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
sarachloeተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት