ምርኻብ ምስ ካልኦት ደቂ ኣንስትዮን ንጥፈታት ምግባርን
ምስ ምስ L'Entraide - Diaconat Protestant de Nantes
ኣዳላዊ L'Entraide - Diaconat Protestant de Nantes ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуኣብ ናንተ Nantes ምስ ደቂ ኣንስትዮ ጥራይ ዝዳሎ ንጥፈታትን ምውጻእን ።
እዚ ን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰሙን ክልተ ወለንታውያን ዘለወን ጉጅለ ደቂ ኣንስትዮ ወርሓዊ መደባተን ብሓባር የዳልዋ፡ ቡንኮነ ሻሂ፡ ኣብ ጫካ ጉዕዞ እግሪ ምግባር፡ ናብ መጻወቲ በረድ፡ ናብ ሲነማ፡ ናብ ቤተ መዘክር ዝግበር ጉዕዞ፡ ክዳውንቲ ንምልውዋጥ ምውዳብ፡ ሌላ ምስ... ዮጋ፡ ሴራሚክስ...
እዚ ንደቂ ኣንስትዮ ዝተሓዝአ ጉጅለ ብኽልተ ወለንተኛታት ዝምራሕ ኮይኑ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ንጥፈት ዘሰንዩኹም እዮም።
ምፍላጡ ዘገድስ !ምኣኼባታት ረቡዕ ድሕሪ ቀትሪ ይካየድ። መዓልታትን ሰዓታትን ሓደ ሓደ ግዜ ከከም ምውጻእ ክፈላለ ይኽእል እዩ።
ትሕቲ 12 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ኣብ ንጥፈታት ክሳተፉ ይኽእሉ።
ትሕቲ 12 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ኣብ ንጥፈታት ክሳተፉ ይኽእሉ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
15 bis Pl. Edouard Normand, 44000 Nantes, France
06 86 89 45 05
lentraide@diaconat-nantes.org
Chargement de la carte...
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
entraidediaconatተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
aydaተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
shayanroushanተርጓሚ/ሚት
na-en77ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት